ጉዳይ መፍትሒ ንምርካብ ሓገዝን ምስናይን ምንርካብ
ምስ ደስት (Dest1) ምስ ዝተባህለ መደብ፣

ጉዳይ መፍትሒ ንምርካብ ሓገዝን ምስናይን ምንርካብ

ምስ 
ደስት (Dest1) ምስ ዝተባህለ መደብ፣

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ21 juil. 2022

እንታይ ኢዩ?

ን ዝሰማማዕን፣ እንተነውሐ ስጋብ 15 ኣዋርሕ ዝኸይድ ሓደ ናይ ምሕጋዝን ምስላይን መደብ ኣዳሊናልኩም ኣሎና።

ንዘጋጥሙኹም ጸገማትን ሽግራትን ፍታሕ ንኽንረኽበልኩም ዝዓለመ እነተኩረሉ።

  • ምጉዕዓዝ ንዘጋጥሙ ዝኾኑ ይኹኑ ዓይነት ጸገማት ፍታሕ፣
  • ክትፈልጥዎም ዝግበኣኩም ነገራት ክንምህረኩምን ከነሰልጥነኩምን
  • ስራሕ ኣብ ምርካብ፣
  • ምእንቲ እዛ ማሕበር ምጥባቕን ማሕላይን፣
  • ርእሰ ተኣማንነት፣
  • ንርእስኻ ምክንኻንን ምእላይን፣
  • ምምስራትን ምምዕባልን መርበብ ርክባት፣

i ዝያዳ ክፍለጥ ዝግበኦ!

ኣብዚ ብምጥዋቕ rendez-vous ici. ዝያዳ ሓበሬታ ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም።

ንመን ኢዩ ፧

ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

59 - Nord

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ካብ 16 ናብ 65 ዕድመ
ግዜ

ን 15 ኣዋርሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

59 - Nord

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ካብ 16 ናብ 65 ዕድመ
ግዜ

ን 15 ኣዋርሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ምርካብ ስራሕ፣

ናይ እዚ ዓድል ዝበሃል ወዲ 21 ዓመት ዝኾነ ናይ እንዳ ሕብስቲ (ፎርኖ) ተመሃራይ dans cette vidéo YouTube. ምስክርነቱ ክትከታተልዎ ትኽእሉ ኢኹም።

ምርካብ ስልጠና፣

ድልየታትኩም ዘማልእን ምስ እቲ እትደልይዎ ናይ ስልጠና ዓይነትን ብቕዓትኩምን ዝሰማማዕን ዝኸይድን ስልጠና ንኽትረክቡ ክንሕግዘኩምን ከነሳልየኩምን ኢና።

ናይ መጓዓዝያ ፍታሕ ክንረኽበልኩምን ኢና።

ናይ መጓዓዝያ ፍታሕን ኣሳልጦን ንኽትረኽቡ ክንሕግዘኩምን ከነሳልየኩምን ኢና።

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ብምድዋል ቆጸራ ክትሕዙ ትኽእሉ ኢኹም።

በዘን ዝስዕባ መስመራት ቁጽሪ ስልክታት ናይዞም ኣዝዮም ደስ ዝብሉ ቤተሰባዊን ኣስማቶም ድማ ኣደሊን ን ሚካኤልን ይበሃሉ።

  • ኣደሊን (Adeline) ቁጽሪ ስልካ : 07.85.53.98.49
  • ሚካኤል (Mickael) ቁጽሪ ስልኩ : 06.08.72.05.35 ክትድውሉሎምን ክትውከስዎምን ትኽእሉ ኢኹም።
ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
2 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
13እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par

Dest1