ትካል\ካ\ኪ ምምሃዝ ወይ ምፍጣር
ምስ ሲንጋ ሊል

ትካል\ካ\ኪ ምምሃዝ ወይ ምፍጣር

ምስ 
ሲንጋ ሊል

እንታይ ኢዩ?

ሓደ መደብ ናይ ውልቃዊ\ት ትካል ንምውናን ንኣስታት 50 ሰባት ረፍጂ ስዴተኛታት ኣብ ሊል ን ሓፈሻዊ ከባቢ ሜትሮፖል ናይ ሊልን ተዳላዩ ኣሎ፤፣

ናይ ውልቃዊ\ት ትካል ንምዋናን መደብ ኣለኩም\ክን ፣መደብኩም\ክን ምስ ናይ ስዴተኛታት ዝዛመድ መደብ እንተ ኮይኑ ?፣ ሲንጋ ሊል ን ሓደ ዓመት ዝኸውን ድጋፍ ውልቃውን ሓፈሻውን ከተቅርበልኩም\ክን ኢያ፤፣

ንመን ኢዩ ፧

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ወረቐት ዘለዎ ስደተኛ ረፍዩጂ ይበሃል፣፣
ዕድመ ይሓትት
ካብ 18 ናብ 56 ዕድመ
ግዜ

12 ወርሒ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

59 - Nord

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ወረቐት ዘለዎ ስደተኛ ረፍዩጂ ይበሃል፣፣
ዕድመ ይሓትት
ካብ 18 ናብ 56 ዕድመ
ግዜ

12 ወርሒ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

59 - Nord

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ናትካ\ኪ ርእይቶ ንምካፍል ትካል ንምምሃዝ

ምስ ኪኢላታት ናይ ውላቃዊ\ት ትካል ዋንነት ዘለዎም\ወን ሰብ ሞያ ብምትሕብባር ግሩፕ ናይ ሲንጋ ሓደ ድጋፍ ናይ ምስናይ ቀርብሉካ\ኪ ኢዮም፤፣

ኣብ ምምሕዳራት ናይ ቤት ጽሕትታት ሓደ ሓገዝ ድጋፍ ምርካብ፤፣

ሲንጋ ኣብ ኵሉ መዳይ በ ብደራጃታት, ትካል ንምምሃዝ ሓደ ድጋፍ ክገበርሉካ`ኪ ኢዮም፤፣

ሓደ መስመር ንምፍጣር

ሲንጋ ምስ ትካላት ናይ ዞባ ዝምድና ፍጥረታትን ከባቢን ዝነጥፉ ርክብ ትግበር ፤፣

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ምስ ሲንጋ ናይ ሊል ርክብ ወይ ኮንታክት ይገብር ፤፣

ናትና ኢመይል ኣድረስ contact@singalille.fr / marinem@singa.fr

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
3 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
12እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par

Singa Lille