ግቡአይ ምፍላጥ መታን መሰለይ ንክረክብ
ምስ መሰለይ ምብጻሕ\ምርካብ
እንታይ ኢዩ?
እዚናይ ኢንተርኔት ዌብ ሳይት ናይ ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳይ ዘለው ብዛዕባ መሰሎም ንከፈልጡ ይሕግዝ ፣ ብፍላይ ዞባ ላን ዝቅመጡ ብዛዕባ መሰሎምን ምስላጥ ናይ ቤት ጽሕፈታትን ንክርድኡ ይሕግዝ ::
-ብኸመይ ካርት ሰጁር ክንረክብ ወይ ክነሕድስ ንኽእል
-ምጥርናፍ ስድራቤት ናብ ሃገረ ፈረንሳይ
-ዜግነት ናይ ሃገረ ፈረንሳይ ንምሕታት
-ናይ መበቖል ሃገር መምርሒ ፍቃድ መኪና ናብ ናይ ሃገረ ፈረንሳይ መምርሒ ፍቃድ መኪና ምቅያር ካልእን …
ኣብ ዌብ ሳይት ነቲ ዘደለየኩም ነገር መርጺኩም\ክን ጠውቑ ድሕሪ ምጥዋኩም ኵሉ ሓበሬታት ብድረጃታት ተጻሒፉ ቀሪቡ ኣሎ ::
ሳላ እዚ ዌብ ሳይት ዝተፈላልዩ ዓይነት ኣገድስቲን ጠቀምቲ ሓበሬታት ብዛዕባ ናይ ምስላጥ ክንረክብ ንኽእል ፣ ን ኣብነት ብኸመይ መነገዲ መስርሕ ናይ ምስልሳል ምምሕዳራት ይሳለጥ ክንፈልጥ ንኽእል ብኸመይ መንገዲ ቅጥዒ ንመልእ ፣ ክንደይ ግዜ ክንጽበ ንኽእል መልሲ ቅድሚ ምርካብና፣ ኣብ መወዳእታ እንታይ ክገብር ኣለኒ እንተ ተቀቢሎሙኒ ወይ እንተ ነጺጎሙኒ ::
J’accède à mes droits – Droits des étrangers dans l’Ain
እዚ ዌብ ሳይት ብኣግልግሎት መንጎኛ ንስዴተኛታት ናይ ምውህሃድ ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ፣ ተወሳኺ ብማሕበር FAMI ንስዴተኛታት ኣብ ምውህሃድ ድጋፍ ረኺቡ፣ ከም ኡውን ናይ ዞባዊ ቤት ጽሕፈት ላን ድጋፍ ረኺቡ DDCS de l'Ain
ንመን ኢዩ ፧
ዞባ\ ዴባርትሞ
1 - Ain
ዞባ\ ዴባርትሞ
1 - Ain
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ከም ኵነታቱ ናይ`ቲ ኣጋጣሚ መልሲ ምሃብ
እዚ ዌብ ሳይት ኣብዞም ዝስዕቡ 4 መሰረታውያን ኣተኪሩ ሰነዳት ብደቂቅ ኣጋላልጻ መሰርሕ ናይ ምስላጥ የቅርብ
• ኣነ ስዴተኛ ኮይነ ኣብ ሃገረ ፈርንሳይ ዝነብር፣ ናይ ዑቕባ ወረቐት ወሲደ ብሕጋዊ ዝነብር
• ናይ ሃገረ ፈረንሳይ ዜግነት ክሓትት ድልየት ኣለኒ
• ናይ ኣሃግራዊ መከላኸሊ ዑቕባ ዝረኸብኩ
« ካልእ ».
ድሕሪ እዚ ካልእ ናይ ምስላጥ ክተመርጽ\ጺ ኣለካ\ኪ
ሓገዝ ድጋፍ ምርካብ ደረጃ ብደረጃ
ብዛዕባ ድሕረ ባይታና ብመስርሕ ሰነድ ሓበሬታት ምስ ኣቀረብና ድሕሪ ደረጃ ብደረጃ ናይ ድጋፍ መሰነይታ ሓገዝ ክንረክብ ንኽእል ::
ከም ኡውን ኣብዚ ዌብ ሳይት ተውሳኺ ምስላጥ ምስ ናይ ምምሕዳር ሃገረ ፈረንሳይ ዝተሓሓዝ ባዕላትና ዝጸሓፍናዮ ሰነዳት ክትረኽቡባ ኢኹም\ኽን ፣ ኣቀባብላ ንስዴተኛታት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ፣ ኣግልግሎት ናይ ህዝቢ ቤት ጽሕፈት ጨንፈር ዞባ Service-public.fr, Préfectures...
ኣብ l'Ain ድሕረ ባይታ ምህናጽ
ክም ዝሕግዘኒ ምርዳእ፣ ኣብዚ ዞባ ዝተፈላልዩ ዓይነት ምስላጥ ናይ ምምሕዳራት ወይ ቤት ጽሕፈታት ናይ ሓገዝ ድጋፍ ምርካብ ::
ኣብ ዞባ ላን ተቀማጢ\ት እንተ ኮይነ ኣበይ ንመን ክሓትት ክውከስ ኣለኒ ?
•ብኸመይ ኣበይ ቦታ ቆጸራ ክሕዝ ይኽእል ?
•ኣበየናይ ኣድራሻ ክልእኽ ይኽእል ?
ኣብዚ ዝስዕብ ዌብ ሳይት ኢንተርነት ቆጸራ ሕዝ\ዚ J’accède à mes droits – Droits des étrangers dans l’Ain.
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ቆጸራ ኣብ ዌብ ሳይት ኢንተርነት