ኣገደቲ ሓበሬታ
ምስ ሆሪዞን ኦካቲን
ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ
ዋጋ
ሓገዝ ድጋፍ ምርካብ ካብ ሚሲዮን ሎካል
እንታዩ’ዩ ?
መደብ ናይ ሆሪዞን ኦካቲን ብማሕበር ኣሲሶሽን ሚስዮን ሎካል ናይ ዞባ ን ስዴተኛታት ረፍጂ ዑቕባ ዝወሰዱ\ዳ ወይ ናይ ዑቕባ ዝሓተቱ\ታ ሓገዝን ድጋፍን ይገበር፤፣
26 ሚሲዮን ሎካል ናይ ዞባ ኦካቲን ንስዴተኛታታ መንእሰያት ካብ 16 ዓመት ክሳብ 25 ዓመት ዘለው ፣ ካብ ትምህርቲ ወጻኢ ዘለው ኣብ ዝተፈላለዩ ናይ ምስላጥ ፣ ስራሕ ኣብ ምድላይ ፣ ኮርስ ትምህርቲ ፣ መንበሪ ገዛ ኣብ ምድላይ፣ ሓገዝ ምወላ ናይ ገንዘብ ፣ ኣብ ናይ ጥዕና ን ካልእን …..
ሚሶዮን ሎካል ናይ ዞባ ኦካቲን ንስዴተኛታት ረፍጂ ዑቕባ ዘለዎም\ወን ወይ ዑቕባ ዝሓተቱ\ታ ብፍሉይ ዝበለጸ ሓገዝ ድጋፍ የቅርብ፤፣
ኣብ መንጎ 16 ዕድመ 25 ዓመት እንተ ኮንክ\ኪ ሚሶዮን ሎካል ድጋፍ ሓገዝን ክገበረልካ\ኪ ይኽእል ኢዩ፣
ስለ`ዚ ኣብ ኣብ ከባቢኻ\ኺ ዘሎ ናይ ሚሶዮን ሎካል ርክብ ንምግባር ኣይትሰከፍ\ፊ ፤፣
ንምንታይከ የዘገድስ?
ብሓደ\ሓንቲ ኣማኻሪ\ት ኪኢላ ናይ ስራሕ ምትእታው በዓል ሞያ ኣብ ኩሉ ድሕረ ባይታኹም\ኽን ሓገዝ ናይ ድጋፍ ክግበረለኩም\ክን ኢዩ፤፣
ካል ኦት ሰባት ውን ምሳኹም\ኽን ኮይኖም ሲቪን ፣ መሰይነይታ ንድሕረ ባይታኹም\ኽን ንምጻሓፍን ከምኡ`ውን ኣብ ፖል ኣምፕልዋ ንምምዝጋብ ብ ኦን ላይን ስራሕ ንምሕታት ከሰንይኹም\ኽን ክሕግዝኹም\ኽን ኢዮም፤፣
ሚሲዮን ሎካል ኣብ ምስላጥ ናይ ቤት ጽሕፈታት ሓገዝ ይግበር ፣ መምርሒ ፍቃድ permis B ማኪና ንምውጻእ ሓገዝ ናይ ምወላ ይገብር፣ ንምሕካም ኣብ ናይ ጥዕና መሰል ንምርካብ ፣
ኣብ ኩሉ መዳይ ግብእካ\ኪ መሰል ንምፍላጥ ሓገዝ ይገብር፣ ኣብ ዝተፈላልዩ ንጥፈታት ናይ ባህሊን መዛንግዕን ካልእን ……ንምብጻሕ ወይ ንምርካብ ሓገዝ የብርክት፤፣
ናትካ\ኪ ኣማኻሪ\ት ኩሉ ንዓኻ\ኺ ንምስማዕ ድልው\ቲ ኣላ ፣ ከም ኩነታቱ ናይ ኣጋጣሚታት፣ ድሕሪ ዝርርብ ናብ ዝበለጹ ማሕበር ወይ ኦርግንዚየሽን ክሕበረኩም\ክን ኢዩ ፤፣
ምስ`ዚ ተወሳኺ ኣብ ኩሉ ቦታ ናይ ሚሲዮን ሎካል ብነጻ ሓደ\ሓንቲ በዓል ሞያ ናይ ስነ-ልቦና ንዓኹም\ኽን ንምስማዕ በነጻ ብዘይ ክፍሊት ተዳልዩ ኣሎ፤፣
ከመይ ንገብሮ?
ሚሲዮን ሎካል ሓበሬታ ክትህበኩም\ክን ትኽእል ፣ ብዘይ ቆጻራ ብተሌፎን ወይ ብኣካል ቀሪብካ ኣብ ቦታ ናይ ሚሲዮን ሎካል ፣
ንዝያዳ ሓበሬታ ንምፍላጥ ኣብዚ ዝስዕብ ሊንክ ብምጥዋቅ ኣብ ከባቢኹም\ኽን ዘሎ ሚሲዮን ሎካል ሓበሬታ ክትረኩ\ባ ትኽእሉ\ላ ፤፣
ምፍላጡ ኣገድስቲ ነገራት፣ ከምኡ`ውን ኣብ ናይ ዞባ ማሕበር ኣሲሶሽን ሚሲዮን ሎካል ነዚ ዌብ ሳይት ክትጥቀሙ\ማ\ሉ ትኽእል\ሉ፤፣ Site Internet
ቀዋሚ\ት ቆጸራ ንምፍላጥ ኣብ መወዳእታ ሓደ\ሓንቲ ኣማኻሪ\ት ንምርካብ ኣብ ናትካ\ኪ ዞባ ናብ ሚሲዮን ሎካል ኬድካ\ኪ ተወከስ\ሲ
እዚ ፋልይ ጠቓሚ ኮይኑ ዶ ረኺብኩሞ ?
ን ዝተርጎሙን: ርእይቶኦም ዘበርከቱን ኩሎም ነመስግን
ተመሳሳሊ ዛዕባ
10 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ