ምርካብ ሓገዝ ን ኣብ ሓደጋ ዘለዉ ቆልዑ፣ ቁጽሪ 119 ብምድዋል
ምስ ምስAvec Allô enfance en danger
ኣዳላዊ Délégation interministérielle pour l'accueil et l'intégration des réfugiés ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки тому119 እዚ ቁጽሪ እዚ ዝኾነ እዋን ቆልዑ ማህረምቲ ወይ ዓመጽ ስጋዊ ርክብ እንተ ወርዱዎ ወይ ነቲ ዘጋጠመ ናይ ዓይኒ ምስክር ምስ እትኾኑ፣ በዚ ዝስዕብ ቁጽሪ ብነጻ ካብ ክፍሊት ብዝኾነ መስመር
እዚ ቁጽሪ ንቖልዑትን ንትሕቲ ዕድመን ሽግር ወይ ዓመጽ ካልእ ነገራት ናይ ምፍርራሕ ማህረምትን ጸቕጥን ዝወረዶም ን ምምልካት ኢዩ ዝምልከት ፣ ኣብ ስድራቤት ካብ ወለዲ ይኹን ወይ ምስ ተናብይቲ ዝዓብዩ ቆልዑ እውን ኣመልክቱ።
ኣገዳሲ!
እንተደኣ ብ ህጹጽ ወይ ቅጽበታዊ ሓደጋ ምስ ዘጋጥም፡ ናብ 17 ደውሉ።
እንተደኣ ብ ህጹጽ ወይ ቅጽበታዊ ሓደጋ ምስ ዘጋጥም፡ ናብ 17 ደውሉ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
andressa bittencourtምምሕዳር
simon karleskindተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
silvana zomaiaተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
aman expertተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
denissተርጓሚ/ሚት
nalothmanተርጓሚ/ሚት
marianne georgesተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት