ምርካብ ዘዳምጽ ኣካል ንግዳይ ናይ ቤተሰብኩ ወይ መጻምዲ ንዝኾኑ ሰባት
ምስ ምስ Avec Violences Femmes Info
ኣዳላዊ Délégation interministérielle pour l'accueil et l'intégration des réfugiés ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки томуእዚ ብነጻ ዝድወሎ ቁጽሪ ንካብ ሓዳረን መጻምደን ወይ ካብ ስድራአን፣ ኣካላዊ ማህረምቲ ኮነ ግዱድ ጾታዊ ርክብ በደል፣ ( ማህረምቲ፣ መቑሰልቲ) ፣ ዓመጽ፣ናይ ቃላት ጸርፊ፣ ወይ ስነ ኣእምሮ ኣዊ መጉዳእቲ፤( ብሓይሊ ኣብ ዓራት ምድፋር፣ ጸርፊ)፣ ኣብ ገዛ ይኹን ኣብ ናይ ስራሕ ቦታ፣ ንዝበጽሔን፣ ናይ ነጻ ቁጽሪ ቴሌፎን፣ ንምሕባር ተባሂሉ ዝተዳለወ ኣገልግሎት እዩ ።
ሽግር እንተገጢምኩም ደውሉልና
*ክንሰምዓኩም ኢና
* እንታይ ከም ዝግበር ንሕብረኩም
* ዝምስ ሓገዝቲ ማሕበራት ንምርካብን ንመርሓኩም ድማ ንኽእል።
እዚ ቁጽሪ እዚ ስመ ሕቡእ ኮይኑ ( ስምኩም እውን ክትህቡ ኣየድሊን ) ክስትውዓል ዘለዎ እምበኣር እዚ ቁጽሪ እዚ ከም 17 ዝኣመሰለ ናይ ህጹጽ እዋን ቁጽሪ ኣይኮነን።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
16 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
andressa bittencourtምምሕዳር
simon karleskindተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
silvana zomaiaተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
aman expertተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
abrhamተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
marjoኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
nalothmanተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት