ስፖርት ምዝውታር\ ምግባር
ምስ ኦቫል ሲቲወያን
እንታይ ኢዩ?
ኩዕሶ እግሪ ሩግቢን ምስ ኦቫል ን ፉትቦል ሲተወያን ንምጽዋት ምጹ\ጻ !
ኦቫል ሲተወያን ሓንቲ ማሕበር ኣሲሶሽን ኮይና ንኵሉ ጾታ እስፖርት ናይ ኩዕሶ እግሪ ንምጽዋት ብሓባር ተእንግድ
ዝኾነ ይኹን ናትካ\ኪ ደረጃ ፣ ናትካ\ኪ ኵነታት ናይ ኣካል ፣ ጀማሪ\ት ወላ ኹን\ኒ ፣ ወይ ተምክሮ ይሃልኻ\ኺ፣ ምስ ኦቫል ሲቲወያን ኩዕሶ እግሪ ሲቲወያን ብነጻ ኢዩ ፣ ብነጻ ብዘይ ስክፋታን ፍርሒን፤፣
ንኵሉ ግዜ ናይ እስፖርት ፣ ኦቫል ናይ ኩሉ ብሓባር ተዳሉ ፣ ሳእኒ ጫማ ፣ ካልሲ ፣ ማሊያ ፣ ሓጺር ስረ ፣ ንምሓጻብ ናይ ሻወር ዘድልዩ ነገራት ፣ ሳምና ፣ሽጎማኖ ፣
ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማ ኣለው ፣ ኣብ ከተማ ቦርዶ ፣ ኣብ ከተማ ፑ ፣ ኣብ ከተማ ናንት ፣ ኣብ ከተማ ማንት ላ ጆሊ ፣ ኣብ ከተማ ናንቴር ፣ ኣብ ከተማ ፓሪስ ፣ ከምኡ`ውን ኣብ ቀጻሊ ኣብ ከተማ ቱሉስ፤፣
ንመን ኢዩ ፧
ዝነውሐ ግዜ ክኸወን ዝኽእል
ዞባ\ ዴባርትሞ
ዝነውሐ ግዜ ክኸወን ዝኽእል
ዞባ\ ዴባርትሞ
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ብሓባር ኮንካ\ኪ ስፖርት ምጋብር ከምኡ`ውን ካብ ሓንቲ ግሩፕ ናይ ድፍጋ ጥቕሚ ምርካብ
ኦቫል ሲቲወያን ን ፉት ቦል ሲቲወያን ናይ ሓባር ክብሪ ኣብ ስፖርት ይካፈሉ ፣ ከምኡ`ውን ትረኒን ልምምድ ምግባርን ጸወታ ናይ ሓባርን፤፣
ሓገዝ ንምርካብ ኣብ ናይ ሕጊን ኣብ ምስላጥ ናይ ቤት ጽሕፈታት ተጠቐምቲ ሙኻን ፤፣
ንተጻወቲና ኣብ ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ምስልሳል ናይ ምስላጥ ኣብ ናይ ሕጊ ፣ ምምሕዳራት፣ ኣብ ቤት ጽሕፈታት ሓፈሻዊ ማሕበራዊ ናብራን ኣብ ዝኾነ ጸገማት ንምፍታሕ ድጋፍ ሓገዝ ነብርክት ፤፣
ውልቃዊ\ት ሓገዝ ድጋፍ ምርካብ
ካብ ተጠቃሚ\ት ምስ ኦቫል ፉት ቦል ሲቲወያን ናይ ስራሕ ፍቃድ ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ እንተ ተረኺቡ\ባ፣ ድልየታቱ\ታ ንምምላእ ንድሕረ ባይታ ናቱ\ታ ንምህናጽ ብሓባር ኮይና ኣብ ስራሕ ንምርካብ ወይ ኮርስ ትምህርቲ ፎርማሲዮን ንምርካብ ሓደ ድጋፍ ሓገዝና ነብርክት፤፣
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ምስ ናትና ግሩፕ ርክብ ግበሩ\ራ
ብዝተፋላለዩ ዓይነት መንገዲ ክረክብቡና ትኽእሉ\ላ ፤፣
ብፌስ ቡክ facebook , ወይ ብኢመይል ወይ ተሌፎን ብምድዋል
ርኸቡ\ባ\ና ኣዘራርቡ\ባ\ና
ኣብ ከተማ ቦርዶ ትቅመጥ እንተ ኮንካ ንግሩፕ ናትና መጺኻ\ኺ ንምርኻብ ኣይትጠራጠር\ሪ