ዱዎ ፎር ኣ ጆብ "DUO for a JOB (Ile-de-France)"  ዝበሃል ማህሕር ኣብ ፕሪስን ከባቢኣን። - ኣብ ምድላይ ስራሕ ንሕግዝ ወይ ነሳሊ ኢና። - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣብ ምድላይ ስራሕ ንሕግዝ ወይ ነሳሊ ኢና።

ምስ ዱዎ ፎር ኣ ጆብ "DUO for a JOB (Ile-de-France)"  ዝበሃል ማህሕር ኣብ ፕሪስን ከባቢኣን።

ኣዳላዊ DUO for a JOB Ile-de-France ኣቐድዲሙ ዝነበረ 4 роки тому

ስራሕ ትደልዩ ዶ ኣለኹም፧ ነዚ ብኸመይከም ዝከናወን ሕርብት ዶ ይብለኩም፧ ዱዎ ፎር ኤ ጆብ "DUO for a JOB "

ተመዝገቡ

  • ምኩር በዓል ሞያ ብሉጽ ዝኾነ ውልቃዊ ምኽሪን ሓገዝን ነሰኒ ኢና
  • ብንኣስታት ሽዱሽተ(6) ኣዋርሕ ከም ልሙድሓደ እዋን ኣብ ሰሙን
  • ስራሕ ኣብ ምርካብ ክንሕግዘኩም እውን ንኽእል ኢና።

ብናጻን ንኹሉን ደላዩን እዩ ኣገልግሎትና

ንምንታይከ የዘገድስ?

እቲ ኣማኻሪኻን ወይ ዝሕግዘካን ሰብን ነቲ መጻኢ ናይ ሞያ መደባትካን ናይ ስራሕ ክእለትካ ንምንጻርን ወይ ብግልጺን ብሩህን መገዲ ንኽት ሰርዖ ይሕግዘካ።


እቲ ኣማኻሪኻን ወይ ዝሕግዘካን ሰብ ፣CV ንናይ ስራሕ ትግሃትካን ድሌታትካን ጽሑፍ ንምድላው፣ ተመኩሮታት ንምኽዕባት፣ ብ ኸመይ ብ ኢንተርነት ናይ ስራዕ ዕድላት ትከታተልን ኢለይል ትሳደድን ዘጠቃለለ እዩ።

እቲ ኣማኻሪኻን ወይ ዝሕግዘካን ሰብ፣

ርእሰ ተኣማንነትካ ንምምዕባል ይሕግዘካ፣ ብሓባር ኮይንኩም ድማ ብዝዕባ ኣብ ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት ክትገብሮን ከተርእዮን ዝግበኣካ ስራሕ ክትረክብ ዘኽእለካን ናይ ደላይ ስራሕ ብቑዕን ግቡእን ባህርያት ንክትፈልጦን ንኽትገብሮን ድማ ይሕግዘካን።

ከመይ ንገብሮ?

ኣብ ኢንተርኔት ተመዝገቡ ወይ le site internet
በዚ 01.85.34.93.37. ደውሉልና።




Passer la carte

Lieu d'accueil

  • 38 Rue de la Folie-Regnault, 75011 Paris, France
  • 01 85 34 93 37
  • paris@duoforajob.org
Chargement de la carte...

20 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • Aceምምሕዳር
  • andressa bittencourtምምሕዳር
  • nourምምሕዳር
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • nalothmanተርጓሚ/ሚት
  • alhindi nourተርጓሚ/ሚት
  • delphgatተርጓሚ/ሚት
  • aman expertተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • abrhamተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • anastasiaተርጓሚ/ሚት
  • nikitaተርጓሚ/ሚት
  • fatma bouhejbaተርጓሚ/ሚት
  • charlotte (duo for a job)ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles