ኣብ ስራሕ ንምድላይ ሓገዝ ምርካብ
ምስ ኦንትኽ ቭዋ

ኣብ ስራሕ ንምድላይ ሓገዝ ምርካብ

ምስ 
ኦንትኽ ቭዋ

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ6 avr. 2021

እንታይ ኢዩ?

ናይ ዑቅባ መሰል ዝረኸብኩም\ክን እንተ ኮንኩም\ክን ወይ ወረቐት ቲትኽ ሰጁኽ ዝወስድኩም\ክን እነተ ኮንኩም\ክን ? 

ኣብ ስራሕ ንምርካብ ናይ ሓገዝ ድሌት እንተ ኣለኩም\ክን ኮይኑ ?

ኣብዚ መደብና ወይ ፕሮግራምና ኦንትኽ ቭዋ ኢልኩም ርኸቡና ወይ ሰዓቡና ፤

ኣብዚ ብ ቪድዮ ምዕዛብ ይከኣል ፣

ኣብ መደባትኩም\ክን ናይ ስራሕ ሞያ ንምርካብ ኣብዞም ዝስዕቡ ንጥፈታት ሓገዝ
ክትረክቡ\ባ ትኽእሉ\ላ ፣’

ኣሰራርሓ ጥበብን ናይ ትካልት ምዕዛብ ምርዳእ ፤

ንጥፈታት ከመይ ጌርና ሲቭን ድሕረ ባይታን፣ ብጽሑፍ ምግላጽ ፤

ልምምድ ኣብ ቃል መሕትት ኣብ ናይ ስራሕ ዓውዲ ብኸመይ ጌርና ስራሕ ንሓትት፣

ኣብ ሓንቲ ትካል ብኣካል ኬድካ ምዕዛብ ፤  

ኣብ ናይ መዓልታዊ ናብራኹም ሓገዝ ናይ ምኽሪ ምርካብ ፣ ፤

ኣብ መዓልታዊ ጉዕዞና ፣

ናይ ሃለኽቲ ነግረት ብኸመይ ጌርና ንክፍሎም ፋክቱር እንተ መጽኦሙና ፣

ምሕደራ ናይ ፓጀት፣

: ኣብዚ መደብ ንምንጣፍ ክምልኡ ዘለዎም ነገራት

ዕደመ ካብ 18 ንላዕሊ ፣፤

ወረቐት ምስ ወስደና ፣ ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ካብ 5 ዓመት ንላዕሊ ዝተቀምጥና ክንክውን ኣለና ፤፣

ካርቲ ሰጁኽ ክህልወና ኣለዎ ፣፤

ምስክር ወረቐት ናይ ኦፊ ኢንትግረይት
ምውህሃድን ናይ ሕግን ከም ዝተሳትፈና ናይ (CIR ሲር) ክህልወና ኣለዎ ፤፣

ንመን ኢዩ ፧

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ወረቐት ዘለዎ ስደተኛ ረፍዩጂ ይበሃል፣፣
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ካብ 2 ወርሒ ክሳብ 6 ወርሒ  

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ጠለብ ምቕራብ ናይ መርጋገጺ
Titre de séjour
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ወረቐት ዘለዎ ስደተኛ ረፍዩጂ ይበሃል፣፣
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ካብ 2 ወርሒ ክሳብ 6 ወርሒ  

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ጠለብ ምቕራብ ናይ መርጋገጺ
Titre de séjour
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ዝርርብ ምስ ሰርሕተኛታት ናይ ትካላት 

ዝርርብ ምስ ሓደ ካብ ሰራሕተኛታት ናይ ትካል ፤፣

  • ምቅላል ኣብ ምምሃር ንቃንቃ ፈረንሳይ ከምኡ’ውን ምሲጥር ኣሰራርሓ ናይ ትካልት ምፍላጥ፤፣  
  • ምምዕባል ኣፍልጦ ኣብ ኣስማት ናይ ሞያ ፣ ንስራሕ ከቃልሉ ዝኽእሉ ቃላት ፤፣
  • ኣብ መንጎ ናይ ክልተ ባህሊ ምቅይያር ፤፣ 

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

• ርክብ ግበሩ\ራ ምስ ሓደ ካብ ናይ ክለብ ፋስ ፤

ፓሪስ : a.ruffier@fondationface.orgParis:

ሊዮን Lyon: n.zariouh@fondationface.org

ሞንፐሌ Montpellier: s.gauthemorin@fondationface.org

ትሉስ Toulouse: p.meilhon@fondationface.org

ካሌ Calais: k.sabatier@fondationface.org

ናንት Nantes: j.ngodi@fondationface.org

ኦንጀ Angers: k.siao@fondationface.org

ላ ሮሽ ሱር ዮን La-Roche-Sur-Yon: m.bouteloup@fondationface.org

ሳንት ኤትያን Saint-Etienne: l.doliviera@fondationface.org

በዘ Béziers: p.delamare@fondationface.org

ናርቦን Narbonne: g.cabie@fondationface.org

ቱሎ Toulon: f.tirel@fondationface.org

ማሉዝ Mulhouse: l.lamouchi@face-alsace.org

ስትራቡርግ Strasbourg: l.lamouchi@face-alsace.org

ኤፒነል Epinal: p.chopine@fondationface.org

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
4 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
13እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
Fondation FACE

Fondation FACE