ኣገደቲ ሓበሬታ
ምስ ሮለረፍ Reloref
ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ
ዋጋ
ኣበይ ?
ንስራሕን መንበሪ ገዛን ስደተኛታት ንምርካብ ዘራኽብ ዓንኬል ሓበሬታ
እንታዩ’ዩ ?
ካብ 2004 ጀሚሩ ፕሮጀክት-ጋንታ ረሎረፍ ክእለት ተዋሳእቲ ውህደት ንምዕባይን ንተጠቀምቲ ኣህጉራዊ ሓለዋ (BPI) ኣብ ምድጋፍ መርበብ ሓበሬታ ንምድንፋዕን ይሰርሕ ኣሎ። ሕጂ ከም ማእከል ጸጋታት ንማሕበራዊ ሰራሕተኛታት ምስ፤
- ኣኒሜሽን ናይ ሓደ መርበብ ሰብ ሞያ ውህደት ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ምትእስሳርን ናብ ተጠቐምቲ ምብጻሕን
- ንሰብ ሞያ ውህደት ሕጋዊ ደገፍ ንዝምልከቶም ሰራሕተኛታት ኣካላትን ምውህሃድ
- ምፍራይ ትምህርታዊ መምርሕታትን መሳርሕታትን ካልእ ን ውህደት ዝረንሑ ነገትራት ምቕራብ
- ምምስራት ሽርክነት ንውህደት ተጠቀምቲ ሓፈሻዊ ሓለዋ ንዘለዎም ሰባት ተረባሕቲ ምግባርን የጠ
ምስግጋርን ምክፋልን ክእለት ምስ ኣብ ዓውዲ ውህደት ዝነጥፉ ትካላውን ማሕበራውን ተዋሳእቲ፣
ኣኒሜሽን ናይ ሓደ መርበብ ሰብ ሞያ ውህደት፣
ንሰብ ሞያ ውህደት ሕጋዊ ደገፍ፣
ምፍራይ ትምህርታዊ መምርሕታትን መሳርሕታትን፣
ምምስራት ሽርክነት ንውህደት ተጠቀምቲ ኣህጉራዊ ሓለዋ።
ፕሮጀክት ረሎረፍ ብሕብረት ኤውሮጳ (FAMI)ን ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያትን ዝምወል እዩ።
ንዝያዳ ሓበሬታ
ንምንታይከ የዘገድስ?
ብዛዕባ መስርሕ ናይ ምስላጥ ምስ ናይ ህዝቢ ዘራኽብ እንተ ኮይኑ፤ መሰል ብዛዕባ ናይ ካርት ሰጁር መንብሪ ፍቃድ ፣ ሓፈሻዊ መሰል ኣብ ስራሕ ፣ መንበሪ ገዛ ፣ ምጥርናፍ ናይ ስድራቤት ፣ ካልእን ›……..
ንዝያዳ ሓበሬታ በዚ ዝስዕብ መስመር ጠውቑ edemande d'appui juridique et social
ኣብቲ ቲ ኣኼባታት ብምስታፍ ፣ ናክ
ካልኦት ተመክሮ ንምምሃርን ናትኩም ተመክሮን ንምክፋልን የኻለኩም። ዝሕተቱ ሕቶታት መልሶም ክትሰምዑን ፣ ምስ ሕቶኹም ዝመሳሰሉ
እንተኾይኖም ከተርዕሙን እንተዘይኮይኖም ድማ ሕቶኹም ክትሓቱ ዕድል ይፈጥረልኩም/። እቶም ብ ሰብ ሞያ ዝመጹ ሕቶታት፣ ኣገደስቲን፣
ንጉዳያት ስድደተኛ ዝድህስሱን መፍርሒ ዘናድዩን እዮም። እዚ ዓይነት
ኣኬባታት እዚ ድማ። ኣብ ዓመት ክልተ መዓልታት እዩ ዝካየድ
ኣብቲ ኣኼባ ናይ REP እንታት ከም ዝመስል ምስ እትደልዩ ካብ ምስካስ ንድሕሪት ኣይትበሉ le site internet Reloref
እዚ ካብ 2021 ኣትሒዙ ዝፈለመ ፕሮጀክት ኣብ ምስላጥ ናይ ቤት ጽሕፈታት ዝነጥፉ ስምምዕ ይገብር፣ ምስ ሰብ ሞያ ኣብ ስራሕ ምትእትታው ዝገብሩ፣ንኹሉ ክፉት እዩ።እቲ ን 30 ደቓይቕ ዝጸንሕ ሞያዊ ምኽሪ
*ኣብ ምርካብ መሰል ናይ ካርድ
* ናይዕለተ ልደት ወረቐት ካብ ኦፍራ OFPHRA
*ኣብ መሰላት ናይ ካፍ CAF
*ስራሕ ናይ ምርካብ ዕመሰልpOLE EMPLIO
*ናይ ጥዕና cPAM
*ን መንእሰያት ብ ሚስዮን ሎካል መሰል ምጥቃም Mission lical
*ናይ ቤተሰብ ምጥርናፍ
*ናይ መንአሳቀሲ ካርዲ ኮነ ናይ መገሺ ንምህላው፣
*ኣብናይ ክራይ ሓገዝ ምርካብ።
* LDS BPI
* Membre de la famille ፣ኣባላት ስደተኛ ምስ ዝኾኑ ኣባላታ ምጥርናፍ
*ዜግነትን / ናቹራሊዘሽን ምእንቲ ክትሓቱ
ኣብ ምክትታል ወይ ምጥርናፍ መጻምዲን ዘተኮሩ ጉዳያት ከምኡ ዝኾነ ሕቶ ምስ ዝህልወኩም፣ Inscriptions aux permanences መዝገቡ
ምፍላጡ ኣገዳሲ! ከምኡ እውን ትካልና ፣ ኣብ ጉዳይ ጥዕና ዝምልከት ጉዳይ ምስ ዝህልወኩም ፣ ብ ናይ ዙም ኣኼባ፣ ኣብ ነፍሲወከፍ ወርሒ ንገብር ኢና
ግሩፕ ናይ ሮለፍ ንድሕረ ባይታ ንፕሮጀክት ናይ ሌላ መደብ የቅርቡ ፣ መሰረታዊ ኣብዚ መደብ ናይ ኣህግራዊ ረፍጂ ወይ ዑቕባ ነዚ ሕቶታት የቅርቡ
. ናይ ምኽሪ ወይ ጎስጋስ ተጠቀምቲ ክትኮኑ ተደልዩዶ ? እወ እንተ ኮይኑ መልሲኹም\ኽን በዚ ዝስዕብ ኢመይል ጌርኩም ጸሓፉልና ecerceau@france-terre-asile.org
ግሩፕ ናይ` ዚ ፕሮጀክት ቀጻሊ መሳርሒ ስነ-ትምህርቲ ይዝርግሑ፣ ከም ኡውን ብዛዕባ ስነ-ሕጊ ንስዴተኛታት ዝምልከት ብፍላይ ንተሓጋግዝቲ ምስ ስዴተኛታት ናይ ኣህግራዊ ዑቕባ ወይ ናይ ረፍጂ መከላኸሊ ዝወስዱ ዝነጥፉ፤፣
ኣብ ናትና ዌብ ሳይት በዚ ዝስዕብ ሊንክ ወይ መላግቦ ብምጥዋቅ ፣ ዝተፈላልዩ ዓይነት መሳርሒ ቀጻሊ ዝዝርግሑ ሓበሬታት ክንረክብ ንኽእል፤፣
እቲ ናይ ፕሮጀክት ጉጅለ ተጠቀምቲ ኣህጉራዊ ሓለዋ ንዝኾኑ ሰባት ዝድግፉ ተዋሳእቲ ትምህርታውን ሕጋውን መሳርሒታት ብቐጻሊ ይሕትም።
- ናይ ምውህሃድ ካፕሱላት፤
- መምርሕታትን ኪትታትን፤
- ዜናዊ ወረቐት፣ ሕጋውን ማሕበራውን ክትትል፣ ደብዳቤ ዑቕባን Vues Europeን፤
- ኦንቦርዲንግ ዌቢናር።
- ጸብጻብ REP
ኩሎም መሳርሒታትና site Reloref
ከመይ ንገብሮ?
ብ ኢመይል ኣድረስ reloref@france-terre-asile.org
ቁ. ተሌፎን 07.57.40.49.96
እዚ ፋልይ ጠቓሚ ኮይኑ ዶ ረኺብኩሞ ?
ን ዝተርጎሙን: ርእይቶኦም ዘበርከቱን ኩሎም ነመስግን
17 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ