ምርኻብ ካብ ዞባታት ንስራሕን ገዛንን ዘሎ ዕድል ንምርኣይ
ምስ ቴኻሶስ Thrasos
እንታይ ኢዩ?
Thrasos ፣ ኣብ ኢንደፍራንስ እትነብሩን ፣ ን région parisienne ፓሪስን ከባቢኣን ክሓድጉ ንዝደልይዩን ዲኹም ? እብ ሞያ ናይ (ህንጻ፣ ቀረብ ኣቑሑ፣ ሕርሻን ረስቶራንትን ) ምስራሕ ከ ትደልዩ ዶ? Thrasos construit ዝተባለ ትካልና፣ ኣብ ኩሉ ፈረንሳ ምእንቲ ገዛ፣ ስልጠናን ስራሕን ንኽትረኽቡን ካምኡ እውን ማሕበራዊ ደገፍን ብምግባር ከሰንየኩም እዩ። .
እንተደኣ ዘገድሰኩም ኮይኑ። ብ ኢመይል ናብ refugies.thrasos@habitat-humanisme.org ኢልኩም ጸሓፉልና
ንመን ኢዩ ፧
ናይ ሲር (CIR) ዝበሃል ውዕል ምፍራምን ፣ ብኦፊ (OFII) ተማሂርካ ምውዳእን፣
ኣዋርሕ (6 -24)፣
ዞባ\ ዴባርትሞ
ናይ ሲር (CIR) ዝበሃል ውዕል ምፍራምን ፣ ብኦፊ (OFII) ተማሂርካ ምውዳእን፣
ኣዋርሕ (6 -24)፣
ዞባ\ ዴባርትሞ
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ሓደ ስራሕ
ሓደ ስራሕ ትምህርቲ ናይ ሞያ ቀጻሊ ድሕሪኡ ውን ዲፕሎም ክትጭብጡ ትኽእሉ
ሓደ መንበሪ ገዛ
ነዚ ኩሉ ምስ ወዳእኩም ፣ (ገዛ ካብ ፓሪስን )ከባቢኣን ወጻኢ ነዳልወልኩም
ሓደ ሓገዝ
ቅድሚ እቲ ትምህርቲ ወዲእኩም ምውጻእኩም ናይ መጻኢ ህይወት ምህናጽ ኣብ መንጎ ስምምዕ ናይ ኮንትራት መንበሪ ገዛ ንረኽበልኩም።
ሓደ ሞያ ምምራጽ
- ኣመን Amiens, Rouen, ሮን Tours,ቱክ Grenoble,ግሮኖብል Rennes,ራንስ Saint Brieuc,ሰይን ብዮክ
Vannes,ባነስ Orléans ኦርልይ et bien d’autres encore ከምኡ እውን ኣብ ካልኦትን
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ብኢመይል ጸሓፉልና
Mailto : refugies.thrasos@habitat-humanisme.org
ኩሉ ዓይነት ንጥፈታትን ንምርካብ ርኸቡና