Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ቋንቋን ባህልን፣ ናይ ዓድኹም ንካልኦት ንሰባት ምልላይ፣

ምስ ኮዞን"Causons" ዝበሃል ማሕበር ፥

ኣዳላዊ Causons ኣቐድዲሙ ዝነበረ 3 роки тому

እምበኣር ናብቲ ማሕበር ኮዞን ዘዳለዎ ስልጠና፣  ሓደ ናይ ስነ ቋንቋን ምዕባለኡን ንምስታፍ ኣፍደገ የርሑ፣ ብምቕጻል ቋንቋኹምን ባህልኹምን ክፈልጥን ክመሃርን ድልየት ንዘለዎ ናይ ቋንቋ ፈረንሳይ ተዛራቢ ዝኾነ ሕብረተሰብ ብሓባርን ብግልን እተመሓላልፉሉ ዕድል ትደልዩ እንተደኣ ኾይንኩን ንሓተኩም፣

ከምኡ ድማንነዊሕ ግዜ ዝቕጽል  ብውልቂ ፍሉይ ቆጸራን ስልጠናታትን ምክትታልን እንዳገበርና ንምዕዶምን ንዕጅቦምን ነሰልጥኖምን፣   

ንምንታይከ የዘገድስ?

ብሓባር ኾይንና ሓደ ስልጠና ክነከናውን ወይ ከነሳልጥ እንተደኣ ክኢልና ዋጋ ናይዚ (ብሰዓት) ተተሚኑ ክፍሊት ከምዝህልወኩም ክትፈልጡ ንደሊ፣


ናይ መበቆል ዓድኹም ቋንቋን ባህልን ኽፈልጥዎ ድልየት ንዘለዎም ሰባት ከተላልዩን ከተካፍሉን ክትምህሩን ተዓዲምኩም ኣለኹም፣


እዚ መደብ እዚ ሓደ ናይ ሞያ ልምድን ተመኩሮን ክእለትን ብቕዓትን ንኸተጥርዩ ይሕግዘኩምን ክፍሊት ንኽትረኽቡ ድማ የኽእለኩምን፡ ኣብ ኣዝዮም ኣገደስቲ ዝኾኑ ኩሎም ጉዳያት ምስላጥን ናይ መጻ ኢ መደባት ሂወትካን ማለት ፕሮጀክትኻ ብልምዲ"project" ናይ ቋንቋ ትምህርቲ ምትርጓም ኢንተርፓተ ምግባር ወዘተ ይሕግዘኩም ምህናጽን ይሕግዝ፣ 

ቋንቋንኹም ኽፈልጥዎ ንዝደልዩ ሰባት ምምሃርን ምልላይን እምበኣር ምስ ሓደሽቲ ሰባት ንኽትላለዩን ሓደሽቲ መሓዙት ንኸተጥርዩ ይሕግዘኩምን፣

ባህልታትኩምን ቋንቋታትኩምን ብዝምልከት ክትዛተዩን ይሕግዘኩም፡ እዚ ድማ መርበብ ርክብኩም ኣብ ምስፋሕን ምምሕያሽ ክእለት ቋንቋ ፈረንሳይ ከተመሓይሹ ይሕግዘኩም ፣

ከመይ ንገብሮ?

ብ ኣመይል ርኸቡና oceane@causons.org

ንዝያዳ ሓበሬታ በዚ ናይ መርበብ ሓበሬታ ኣድራሻና ማለት ዌብ ሳይት : :http://causons.org/ ou" ወይ bonjour@causons.org 

20 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • andressa bittencourtምምሕዳር
  • nourምምሕዳር
  • konstantineተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_4575503ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • nalothmanተርጓሚ/ሚት
  • aman expertተርጓሚ/ሚት
  • amkclaesተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • abrhamተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_72712685ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • oksanka_blazeተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • océane-causonsኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles