Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ሓብሩና ንምምሕያሽ ዘለኩም ርእይቶ Réfugiés.info ንምምዕባል!

ኣዳላዊ Comité de la Démarche Accessible ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

👉 ተመኩሮኹም ኣብ Réfugiés.info ን 2 ደቓይቕ ኣካፍሉ 👈 ኣካፍሉ።

ናይ ሞባይል ኣጠቓቕማ ንምምሕያሽ፡ Réfugiés.info ብዛዕባ እቲ ኣፕሊኬሽን እንታይ ከም እትፈትዉ፡ እንታይ ክመሓየሽ ከም እትደልይዎን ንምርዳእ ሓገዝኩም የድልየና እዩ ።

ሓጺር መሕተቲ ጽሑፍ ኣዳሊና ኣለና ምእንቲ እዚ ዝስዕብ ነገራት ዝምልከት፤

  • እንተኽእሊኩም ተመኩሮኹም ኣብ Réfugiés.info ኣፕሊኬሽን ኣካፍሉና።
  • ኣፕሊኬሽንና ኣብ ምድላይ ሓበሬታ ብኸመይ ከም እተሓገዝኩም ንገሩና።
  • ከምኡውን ነቲ ኣፕሊኬሽን ንምምሕያሽ ሓሳባትኩም እንተሂብኩምና ደስ ክብለና እዩ።

👉እብዚ ብ ምጥዋቕ መልሱ Clique ici pour répondre au questionnaire en 2 minutes !

ከመይ ንገብሮ?

ብድሕሪኡ’ከ ?

ሓብሩና ምእንቲ ምምሕያሽ Réfugiés.info ንምትሕብባርኩም ልዑል ምስጋና ብስም ኣባላትና ከነቕርብ ንፈቱ !

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • margotgltምምሕዳር
  • nourምምሕዳር
  • a mugnierምምሕዳር
  • marianne georgesተርጓሚ/ሚት
  • gitoroተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • m7sevenተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles