Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምኽፋት ናይ ሞባይል መስመር

ኣዳላዊ Comité de la Démarche Accessible ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки тому

ብ ዝተፈላለያ ትካላት ዝተፈላለየ ፣ ትካላት ኣገልግሎት ናይ ምድዋልን SMS ንምርካብ እመመ ወይ ጠለብ ናይ ዕዳጋ ክትርእዩ ትኽእሉ ኢኹም።

እቶም ቀንዲ ድማ ከም እኒ Bouygues Telecom, Orange, SFR, Free …እዮም

ብ ሓደ ኽፍሊት ፣ ዝተፈላለያ ትካለት ድማ ዝተፈላለየ ወይ ተመሳሳሊ እማመታት የቕርቡ።

ከመይ ንገብሮ?

ኩሎም ድማ :

  • ናይ ቀጽሪ ሰዓታት ምድዋል ኣብ ፈረንሳ ውሱን ድ (= ወይስ ዘይ ውሱን)
  • ብዝሒ ናይ SMS ወይ MMS ኣብ ፈረንሳ ወይ እቲ SMS እንተላይ MMS ብዘይ ገደብ ድዩ ኣይኮነን
  • እቲ ዓቐን ናይ (ጂጋ ባይት ) ኣብ ኢንተሬት
  • ዋግኡ ብ ዩሮ € ኣብ ምድዋል ዓለመለኻዊ ጻውዒት...

እቲ ኣገልግሎት እናዓበየ ብዝኸደ እቲ ክፍሊት እናበዝሐ ይኸይድ,

ን ምምራጹ ፣ ,ኣብ ኩናታትኩም እዩ ዝምርኮስ። :ብብዝሒ ትድውሉ ን? እንተርነት ከ ብብዝሒ ትጥቀሙ ዲኹም ?

ናይ ዝተፈላለዩ ኦፐረተራት ዝርዝራዊ ኩነት ን ምፍላጥ ፣ ግዜ ወሲድኩም ተኸታቲልኩም ረኣይዎ። .

ሓደ ወሃብ ትካል ምስ መረጽኩም ሲም ካርድ SIM ክህልወኩም እዩ.

ነዚ ንምህላው SIM, ብ ኽልተ ኣገባባት ይፍጸም :

  • ካብ ናይ ኢተርነኤት ሳይት ናይቶም ትካላት (ሕሳብ ብ ኢንተርኔት ብምኽፋል። )
  • ብቐጥታ ኣብ እቲ ቡቲክ ብምኻድ
ኣገዳሲ ምፍላጡ
i ምላጡ ዘገድስ፣ :ብ ኢንተርኔት ንምጥላብ እውን እቲ መስርሕ ተቓሊሉ እዩ፣ , ኣብ እቲ ቡቲክ፣ እትወስድዎ ዶክሜንታት ዘይምርሳዕ፣ ን ኣብነት ( ናይ ገዛ መረጋገጺ ክፍሊት፣ ቼክ).ኣብ free ብ ቅልጡፍ SIM ካርድ ናይ ምርካብ ተኽእሎ ከም ዘሎ ይሕበር (እንተደኣ ኢመይልን ናይ ባንኪ ሕሳብን ሃልይኩም ጥራይ እውን ይከኣል ምዃኑ እውን ይሕበሩ። ).

ብሳላ ናይ ውልቅኹም ሕሳብ ናይ SIM ካርድኹም ፣ ንጥፈታት ከተጀመርዎ ትኽእሉ ኢኹም። , ዝተጠቐምኩምሉ ብዝሒን ክፍሊትን ካልእን ተጻርዩ። እዚ ንምግባር ኣብቲ ናይ ኦፐረተርኩም ናይ ኢንተርኔት ድሕረገጽ ኪዱ።

በዚ ድማ ,እዚ ዝስዕብ ኣገልግሎት ድማ

  • ታሴራ ክህምወኩም ይግባእ ካርድ ሰጁኽ ወይ ናይ ረፈንሳ መንበሪ ፍቓድ። ወይ እውን ናይ ኤውሮጳ ፓስፖርት፣ (እንተደኣ ፓስፖትርኹም ብ ፊደላት ናይ ላቲን ዘይተጻሕፈ ኮይኑ ብ ፍሉይ ስርዓተ ትርጉም ክትርጎም ኣለዎ፣ ነዚ ንምርካብ ድማ ኣብዚተወከሱ traduit par un traducteur assermenté)
  • ሓደ ናይ መኽፈሊ ኣገባብ፣ ብ ናይ ባንኪ ሕሳብ፣ (Visa, MasterCard ou Carte Bancaire),ብ ቐጥታዊ ክፍሊት “SEPA” (ናይ ባንክ ሕሳብ ክህልወኩም ኣከዎ። SEPA, ነዚ ንምትግባር ዝፍቀአን ሃገራት ክትርእዩ ትኽኢኹም ኣብዚ ብምቕዋቕ ici ), ብ ቼክ (ነዚ ንግባር ግን ቅድም ኣጻርዩ )
  • ሓበሬታ ብዛዕባ ኮንትራክት: ሓደ ዝሰርሕ ኢመይል ቀጽሪ ቴለፎን ፖስታል ኣድራሻ ፣ ምእንቲ እቲ SIMካርድ ብቐጣታ ናብ ኣድራሳኡም ንምምጻእ።

ናብ ሕሳብኩም ንምኽፋት፣ መእተዊን ስምን፣ ፓስዎርድን ምህላው ኣጻፍፉ፣ ኣብ መብዛሕትኡ እዋን ብ ኤስ ኤም ኤስ እዩ ዝለኣክ፣ ነዚ ምስ ገበርኩም እቲ ኣገልግሎት ኣጣጥሕዎ።

.


ኣገዳሲ!!ምፍላጡ ኣገዳሲ i እንተደኣ ንዘለኩም ቁጽሪ ቴለፎ ክትዕቅብዎ ትደልዩ ኲንኩም ። ናብ ደውሉ 3179 ብድሕሪ እዚ ኣብ “RIO” ብምጥዋቕ ድሕሪኡ SMS ኮድ ባር ምስ ሰደኩሞ ፣ ኣብ እዋን ምርካብ SIM እቲ ቁጽኹም ክመጸኩም እዩ። እዚ ዝኸውን ድማ ወላ ከላእ ኦፐረተር ወይ በዓል ዱካን ቀይርኩም እንከለኹም እዩ ።

ነቲ መስመር ን ምጥቓም ሲም ካርድኹም SIM ኣእትውዎ።ከምኡ እውን ን ናይ ውልቅኹም ሕሳብ ኣክቲቨ ውወይ ንጡፍ ግበርዎ፣በቲ ዝወህበኩም ቁጽሪ ።

ኣገዳሲi
ምፍላጡ ኣገዳሲ! :እቲ ዋጋ ናይ ሲም ካርድ መብዛሕትኡ እዋን 10€. እዩ ዋግኡ፣ እብ ኢንተርኔት ድማ ነፍሲወከፍ ወርሒ ብምኽፋል ንጡፍ ግበርዎ። “espace abonné” ወይ እውን ናይ ሰርቪስ ክልያንት ብምድዋል ተኽታትልዎ

ብድሕሪኡ’ከ ?

L“espace abonné”, ናይ ዝተፈላለዩ ነገር ክትገብሩ የፍቅደልኩም ንኣብነት ፣

  • ሕሳብኩም ንምክትታል
  • እንተደኣ ብ ባንክ ክትከፍሉ ዘይ ጥዒምኩም፣ ብእኡ ከም እትኸፍሉ ምግባር
  • Activer/Désactiver ሕሳብኩም ዝሰርሕን ዘይሰርሕን (cሓሳባት ምቁጽጻር የኽእለኩም )
  • ምስቲ ትካል ምርኻብ
  • ዝተፈላለዩ ፕሮሞስናት እንተለዉ ምፍላጥ
  • ዓቐን ናይ ፎርፌ ምጉዳልን ምውሳኽን ...ወዘተ

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • a mugnierምምሕዳር
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • youተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • dina.matovaተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • walachተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • anastasiaተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles