ሰነዳትኩም ስካን ንምግባር

ሰነዳትኩም ስካን ንምግባር

ብሕጽር ዝበለ፣
መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ6 juin 2022

እንታይ ኢዩ?

እንተደኣ ናይ ቤት ጽሕፈት ጉዳያት ስካን ብምግባር ዝስደድ ሃልይኩም ኮይኑ። "scanner" (ወይ "numériser") uንምግባርን ኣብ መስመር ንምስዳድን ምስ እትደልዩ

i ኣገዳሲ ሓበሬታ፣ ስካነት ዝብል ቃል ን ሓደ ዶክሜንት ካብ፣ ወረቐት ናብ ስእሊ ብድጅታል መልክዕ ንምሓዝ ዘኽእል ማሽን እዩ።

ዶክመንት ስካን ምግባር ምስ እትደልዩ ዝተፈላለየ ዕድላት ኣለኩም።

  • ስካነር ምጥቃም (ኣብ ኮምፑተር ወይ ስማርት ፎንኩም ) ;
  • ሓኒ ስማርት ፎን ብምጥቓም ;
  • ኣብ ሓደ ከምኡ ዝስርሑ ኣብ እንዳ ፎቶቶፒስት ምኻድ

ንመን ኢዩ ፧

ቦታ

ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ

ቦታ

ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ

ብኸመይ ይኸውን

1

1 ኣማራጺ ኣብ - ን ስካን

እንተደኣ እታ ስከነርኩም ኣብ ኮምፑተር WINDOW

  • ነቲ ዶክመንትኹም ኣምጽእዎ
  • እታ ወረቐት ኣብ እታ ስካነር ግበርዎ
  • ኣብታ “télécopie et numérisation” ዝብል ጽሑፍ፣ ኣብ ኮምፑተር (ኣብ ጸጋም)
  • ኣብ “nouvelle numérisation” (ኣብ ጸጋም ላዕሊ)
  • ሽዑ ኣብቲ “modifier” ዝብል ጠወቐ፣ ስም ናይ (ኣብ ላዕሊ ጸጋም )ጠውቑ
  • ኣብቲ ፕሮፋይል ናይ (photo),ምንጪ la source (plateau), እቲ ፎርማት lformat ሕብሪ (couleur) ኣብ ዶክሜናት le type de document (TIF), እቲ la résolution ዝብል ድማ (150)
  • ሽዑ “aperçu” ዝብል፣ ብምጥዋቕ፣ ኣብ መወዳእታ ፣ እንተደኣ ተአልዩ (ኣብ ታሕታዊ ጸጋም )
  • ኣብዚ “numériser” ዝብል ኣብ (ታሕቲ ጻጋም ናይቲ ገጽ ) ጠውቑ

እንተደኣ፣እታ ስካን እትገብሩላ ኮምፑተር Mac :እንተደኣ ኮይና

  • ነቲ ዶክመንትኹም ኣምጽእዎ
  • እቲ ፊልዮ ኣብ እቲ ኮምፑተር ኣጸግዕዎ
  • ኣብቲ ኣፕል (እታ ማውዝ ) ኣብ “préférences systèmes” ዝብል
  • ሽዑ ካብ “imprimantes et scanner” ዝብል ኣብ (ኣብ የምማን )
  • ኣብቲ “+” ክንደይከም እደልዩ ምረጹ (ኣብ ጻጋም) ጠውቑ
  • ጠውቑ “numériser” (ኣብ የማን ) ክፈቱ “ouvrir le scanner” (ኣብ የማን )
  • ኣብ እቲ ፓራሜትሪክ ፣ሕብሪ ንምምረጽ (couleur), ረዞልሽን la résolution (75), ቁርጺ la taille (8,719 et 11,693 pouces),ቢሮ (bureau), ፎርማት (PDF)
  • ሽዑ ኣብ “aperçu” ጠዊቑ ኣብቲ (ጽጋም ሸነኽ ዘሎ)
  • ሽዑ “numériser” (ኣብ ጸጋም ዘሎ) ጠውቑ

እንተደኣ ኣብ smartphone ኴንኩም ስካን ትገብርዎ

  • ዝካነርኩም ጠውቑ
  • እንትደኣ ኣብ “Google Play Store” ወይ “App Store”
  • ኣብኡ ሕሳብኩም ክፈቱ
  • ሽዑ ኣብቲ “numériser” ዝብል
  • ኣቲ (photo), ዝብል ፓራመትሪክ ምረጹ ፣ (ስካነር), እቲ ፎርማ (A4), ኳሊቲ la qualité (200 dpi), እቲ ሕብሪ (couleur) ዝብል
  • ሽዑ ኣብቲ “aperçu” ጠውቑ
  • ኣብቲ “numériser” ጠውቑ ብምግባር ስካን ይከኣል
2

2ይ ኣማራጺ - ስማትር ፎን እንንተደኣ ኮይኑ

እንተደኣ ኣብ smartphone Android : ኴንኩም ስካን ትገብሩ

  • ኣብቲ ድራይቭ “drive” ዝብል ኣፕሊኬሽን ኢኹም ትፍትሹ
  • ኣብ ኡ ነቲ logo ናይ forme de “+” ዝብል ምስ ተወቕኩም
  • ኣብ logo ኣብቲ “appareil photo” ዝብል ክፋሉ
  • ብ ዶክሜንትኹም ኣብ ልዕሊኡ ግበርዎ
  • ኣብቲ ስካን ዝብል ብምጥዋቕ ስካን ግበርዎ

እንተደኣ ኣብ smartphone Apple : ኴንኩም ስካን እትገብሩ

  • ኣብቲ ናይ’ “notes” ዝብል ኣፕሊኬሽን ድለዩ
  • ኣብቲ ‘nouvelle note” ዝብል (ኣብ ታሕቲ ሸነኽ የማን )
  • ኣብ ዝብል ሎጎ logo “appareil photo” ዝብል ብምጥዋቕ
  • ኣብ “scanner des documents” ስካን ዶክመንት ንምግባር
  • ነቲ ዶክመንትኹም ኣብ እቲ ገጽ ብምጥዋቕ

ሽዑ እቲ ስካን ኣብ ስማርት ፎን እንተኾይኑ

  • እንተደኣ ኣብ ስማርትፎን ኮይና “google play store” ወይ “app store”).
  • ብድሕሪኡ “ሓድሽ ዲጂታል” (ወይ ኣብ ናታ ሎጎ logo)
  • እቲ ነቲ ፎቶ (photo), ምንጪ (scanner),ፎርማት (A4), ጽሬት la qualité (200 dpi), ፍሕብራዊ ንምግባር (couleur)
  • ሽዑ ኣብ ነቲ ቴለፎን ኣቕንቕዎ ። p
  • ሽዑ ኣብዚ ጠውቑ “ስካን ” ወይኣብ ናቱ ሎጎ ጠውቑ
3

Option 3 - dans un commerce qui propose ce service

እንተድደኣ ስካነር ወይ እውን ስማርት ፎን ዘይብልኩም ኮይኑ ፣ ኣብ ሓደ እንዳ ፎቶኮፒ አህቡ ትካላት ን ኣብነት :

- እንዳ ኢንተርነት መሳይጡታት un buraliste

-ወይ ሓደ ናይ ሕትመ ወኪል ን(ኣብዚ ተዓዘቡ ኣብነት : les agences Corep)

- ሓደ ሕትመት, ፎቶኮፒ ; ስካንንላእ ንእገልግሎት ዝህብ ናይ libre-service,ወይ ውሎኢ ትካላት ብምኻድ

- ወይ ሓደ ከምኡ ዓይነት ኣገልግሎት ዝህብ ማሕበር ፣ ,ወይ ትካላት ናይ ስራሕ s፣ ከልእን ዝሕግዙ ማሕበራት ፣ (ንምርካብ ኣብዚ ተወከሱs ici, ኣርኸዎ፣ ኣኣብቲ "Trouver une France Services"). ዝብል ክፋሉ

ብድሕሪኡ ዝቅጽል

ኣብ ኤለክትሮኒካዊ ስራሕ ምትግባር

እንተደኣኣ ኮሞኡተር ሃልይኩም ፣ ኣብኡ ዓቕብዎ እቲ ስካንኩም

  • እብ እቲ (google drive ou icloud) ;
  • ኣብ Sur votre bureau ;
  • ኣብ ናይ ፍላሽ ወይ ኣብ ቢ ክሊSur votre clé USB ;
  • ኣብ ሃርድ ዲስክ disque dur...

እንተደኣ ስማርት ፎን ሃልይኩም ። , ኣብ እዚ ዝስዕብ ዓቕብዎ

  • ኣብ ድራኢቭ (google drive ou icloud) ;
  • ወይ እብ ኢመይል Par e-mail ናይ ኮምፑተርኩምordinateur...
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
90 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
11እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
Comité de la Démarche Accessible

Comité de la Démarche Accessible