ምርካብ ሓገዝ፣ ን ናይ ምሕደራዊ ወረቓቕቲ ኣብ ጥቓኹም ምስ ዘሎ ሓገዝ ወሃቢ ትካል
ኣዳላዊ Comité de la Démarche Accessible ኣቐድዲሙ ዝነበረ 3 дні томуማእከላት ኣገልግሎት ፈረንሳ ብዛዕባ ምምሕዳራዊ ኣገባባት ሕቶታት ክትሓቱሉን ብነጻ ሓገዝ ክትረኽቡሉን እትኽእሉ ህዝባዊ ቦታታት እዮም።
ኣብ መላእ ፈረንሳ ማእከላት ኣገልግሎት ፈረንሳ ንዘለዋ ፡ ኣማኸርቲ ድማ ንኣብዞም ዝስዕቡ ጉዳያት
- ንምኽኣል ምግላጽ ንጸገምኩ ንምፍታሕ ዝሕግዙ ስጉምትታት
- ምርካብ ምልላይ ክትረኽቦም ዘለካ ምምሕዳራት ወይ ኣገልግሎታት
- ከምኡውን ምኻኣል ክትሰዶም ዘለካ ሰነዳት ዘርዝር ኣፍልጦ ምህላው
ምፍላጡ ዘገድስ
ኣብ ነፍሲ ወከፍ ማእከል ኣገልግሎት ፈረንሳ፡ ኣብ ኢንተርነት ናይ ገዛእ ርእስኻ ኣገባባት ንምፍጻም ብናጽነት ክትጥቀመለን እትኽእል ኮምፒዩተራት ኣለዋ።
ኣብ ነፍሲ ወከፍ ማእከል ኣገልግሎት ፈረንሳ፡ ኣብ ኢንተርነት ናይ ገዛእ ርእስኻ ኣገባባት ንምፍጻም ብናጽነት ክትጥቀመለን እትኽእል ኮምፒዩተራት ኣለዋ።
ሓገዝ ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም፤
- ንምሕባር ኣታዊኻ ኣወጅ፣ ግብሪ ብኢንተርነት ምኽፋል፣ መርበብ ሓበሬታ Impots.gouv.fr ተረዳእ...
- ምእንቲ ምምዝጋብ ናይ ፈረንሳ ትራቫይል ትካል ድለዩን፣ ሲቪ ፍጠሩ...
ርብዒ ዓመት ዲክላሬሽን - ምእኝቲ ንምምዝጋብ CAF app ተጠቐሙ፣ ን RSA ኣመልክቱ...
- ከምኡውን ቅድሚ ምውላድን ድሕሪ ምውላድን ቆልዓ ክትወስዶም ዘለካ ስጉምትታት ፍለጥ
- ንሕበሬታ ፍቓድ መዘወሪ መኪና ምዝገባ ተሽከርካሪቲን ኣመልክት ወይ ከተሐድሱ ክትክእሉ
- ናይ ጥዕና መድሕን ካርድ ከመይ ጌርኩም ከም እትረክብን ከም እትጥቀመሉን ምርዳእ፣ ንሕክምናዊ ክንክን ምምላስ ገንዘብ ምሕታት፣ ናይ ameli
- መርበብ ሓበሬታን ኣፕን ምጥቃም ሰብ ሞያ ሕጊ (ጠበቓታት፡ ኖታሪታት፡ ዋሕስ) ድለዩ
ንጡረታኻ ተዳሎ
ኣብ ገዛኻ ስራሕ ንምፍጻም (ሬኖቭ ቦነስ (prime Rénov) ) ወይ ንኤሌክትሪክ ንምኽፋል (ናይ ጸዓት ቫውቸር) ገንዘባዊ ሓገዝ ብቑዕ እንተኾንካ ፍለጥ
ምፍላጡ ዘገድስ ማእከላት ኣገልግሎት ፈረንሳ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ወጻእተኛታት ኣብ ፈረንሳ (ANEF) ንሰነዳትኩም (መንበሪ ፍቓድ፡ ሰነድ መገሻ፡ ዜግነት ፈረንሳ...) ብዝምልከት ምምሕዳራዊ ኣገባባት ክሕግዙኹም ከምዘይክእሉ ኣስተውዕሉ። ብዛዕባ ኣገባባት ANEF Étrangers en France (ANEF) pour vos papiers (carte de séjour, titre de voyage, nationalité française…). ሕቶታት እንተሃልዩኩም፡ ኣብ ክፍልኹም ኣብ ዝርከብ ዲጂታላዊ መቐበሊ ኣጋይሽ፡ ኣብ ፕረፈክቸር ወይ ንኡስ ፕረፈክቸር ቆጸራ ክትሕዙ ኣለኩም።
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
a mugnierምምሕዳር
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
marina bondarenkoተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
omar kokachተርጓሚ/ሚት
utilisateur_2134382ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
kerrianተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት