ምምሃር ከም ሓጋዚ ገዛ ኮይንካ ክትሰርሕ ኣብ ኣለንሶን Alençonፈረንሳ
ምስ ምስ BOP 104 : intégration des primo-arrivants

ኣዳላዊ La Boîte aux lettres ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 19 jours
እዚ ን ናይ 10 ሰሙን ስልጠና ኮርስ ን፤
- ምምሃር ምስ ሞያ ክንክን ገዛ ዝተላመደ ሞያዊ ቋንቋ ፈረንሳ
- ምርካብ ስራሕ ንምርካብን ንሞያዊ ውህደት ንምድላውን ምኽሪ ዘወተን
ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ እቲ ስልጠና ዝወሀባሉ እዋን ካብ 23 ሕዳር 2026 ክሳብ 15 ጥሪ 2027 ዝካየድ ኮይኑ ፡ ኣብ ገዛ ክንክን ማለት ሰባት ኣብ ገዝኦም ምሕጋዝ ማለት እዩ።
ንኣብነት: ምእላይ ኣረጋውያን: ምሕብሓብ ህጻናት ወይ ምጽራይ ዝኣመሰለ እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
- 56 rue Odolant Desnos, 61000 Alençon
- 02 33 26 07 24
- d.fougeray@laboiteauxlettres-asso.fr
Passer la carte
Chargement de la carte...
ስራሕ
ፈረንሳይ
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
ካብ ናይ ስምልጠና ቦታ ወጻኢ ኣብ ቴሌፎንን ምስ ሰባትን ልምምድ ግበር፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
10 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
Boîte aux Lettresኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
taghridተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት