ምርካብ ብዛዕባ ወግዓዊ ምስክር ወረቐት ናይ ቋንቋ ፈረንሳን ሲቪካዊ ፈተናን ሓበሬታን
ምስ ምስ Guichet d'Orientation (GO)
ኣዳላዊ Education et Formation ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 20 joursእዚ ኣብ Seine-Maritime et dans l’Eure ሴን-ማሪታይምን ዩረን ብዛዕባ ወግዓዊ ምስክር ወረቐት ቋንቋ ፈረንሳ ሓበሬታ ንምርካብ ብዋትስኣፕ ዝረኽቦ ኣገልግሎት ምርካብ ዝዓለም እዩ፤
- ደልፍ፡DELF ዳልፍ፡ DALF, ቴፍ፡TEF, ት.ሲ.ኤፍ. TCF፡ ክ.ሎCLOE
- ምርካብ ብሕታዊ ምኽርን ንዓኻ ዝምጥን መምርሕን ምስ ኣሰልጣኒ
ምፍላጡ ዘገድስ ሓያሎ ምስክር ወረቐት ኣለዉ :
- እቶም ፈተናታት : ቴስት ዲ ቫሉሽን ዱ ፍራንቸስ (TEF)፣ ቴስት ዲ ኮንናሳንስ ዱ ፍራንቸስ (TCF)፣ ሲኤልኦኢ (ብቅዓት ምጥራይ፣ ናይ ቋንቋ ምዝራብን ምጽሓፍን )
- ዲፕሎማታት : ዲፕሎማ መጽናዕቲ ቋንቋ ፈረንሳ (DELF)፣ ምዕቡል ዲፕሎማ ብቋንቋ ፈረንሳ (DALF)...
ምስክር ወረቐት ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳኻ ዘረጋግጽ ኮይኑ፡ ንምምሕዳራዊ ኣገባባት (መንበሪ ፍቓድ፡ ናቹራላይዜሽን ወዘተ)፡ ንስራሕ፡ ንመጽናዕቲ ወዘተ ክውዕል ይኽእል።
እቲ ሲቪካዊ ፈተና ፍልጠት ክብርታት ሪፓብሊክን ኣሰራርሓ ሕብረተሰብ ፈረንሳን ይግምግም።

ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
- Seine-Maritime, Normandie, France
- contact.rouen@educationetformation.fr
Chargement de la carte...
7 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
Jérôme-Educforኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
nouተርጓሚ/ሚት