ምስ Français, numérique et TCF - ምምሕያሽ ናይ ቋንቋ ፈረንሳን ዲጂታላዊ ክእለት ምእንቲ ርእስኹም ክትክእሉ ምእንቲ - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሕያሽ ናይ ቋንቋ ፈረንሳን ዲጂታላዊ ክእለት ምእንቲ ርእስኹም ክትክእሉ ምእንቲ

ምስ ምስ Français, numérique et TCF

ኣዳላዊ E2S Formation , Préfecture de la Vendéeኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 20 jours

ንልዕሊ 3 ኣዋርሕ ዝጸንሕ መደብ ስልጠናና፡ ንኣብነት እዞም ዝስዕቡ ነገራት ፤

  • ምክያድ ናይ ፈረንሳን ዲጂታልን ኮርሳት
  • ምእንቲ ርኽበት መድረኽ ፍረሎ ክትድህስሱ Frello
  • ንፈተና TCF (ተፈና ናይ ምርድዳእ ክእለትኩም ዝፍትን) ምድላው።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምኽኣል መሰረታዊ ክእለት ምሕያል፡ ምንባብ
  • ምኽኣል ዝሓሸ ምርድዳእን ርክብን፡ ብኣፍ ይኹን
  • ምምሃር ሓደስቲ ቃላት
  • ምዕባለን ደረጃ A2 ምብጻሕን ክትክእሉ ምእንቲ .

ምምሃር ብናጻ ክትመሃር ዓቕሚ ኣለካኩም፤

  • ፍረሎ ፕላትፎርምን ኣፕሊኬሽንን l'application Frello ተጠቐም
  • ነቲ ልምምዳት ተረዲእኩም ክትገብሩ።

  • ምምሃር ኮምፒተር፡ ስማርትፎን ምጥቃም ምምሃር
  • ምግባር ኢንተርነት ምድህሳስን መጽናዕቲ ምግባርን።
  • ምቕባል ኢመይል ምልኣኽን ።

ድሕሪ እቲ ስልጠና ድማ TCF (Test de Connaissance du Français) ደረጃ A2 ክትወስድ ትኽእሉ ኢኹም።

ምፍላጡ ዘገድስ TCF ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ዘረጋግጽ ኮይኑ፡ ንምምሕዳራዊ መመልከቲታት (መንበሪ ፍቓድ ወዘተ)፡ ንስራሕ፡ ንመጽናዕቲ ወዘተ ክውዕል ይኽእል ።

ከመይ ንገብሮ?

Passer la carte

Lieu d'accueil

Chargement de la carte...

7 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • sophie-e2sኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • Noémie_fntተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት

Liens utiles