ምስ Eveil Linguistique pour l'Autonomie Numérique (ELAN) - ምምሃር ፈረንሳ ምዝራብን ኮምፒተር ምጥቃም ክትክእሉ ምእንቲ - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃር ፈረንሳ ምዝራብን ኮምፒተር ምጥቃም ክትክእሉ ምእንቲ

ምስ ምስ Eveil Linguistique pour l'Autonomie Numérique (ELAN)

ኣዳላዊ Espaces Formation ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 jours

ንሰለስተ ሰዓታት 3 ዝጸንሕ ዓውደ መጽናዕትታት፡ ንኣብነት፤

  • ምምሃር ናይ ፈረንሳ ኣፋዊ ትምህርቲ l'oral ኦራል
  • ምኻኣል ምጥቃምኮምፒተር ንምጥቃም ዝሕግዙ መብርሂታት ክትክእሉ
  • ከምኡውን ምምሃር ምኽርታት ንፈረንሳ ብኢንተርነት ንምምሃር።
ምፍላጡ ዘገድስ - እንተደኣ ኣብ እንተወሓደ ኣብ 5 ዓውደ መጽናዕትታት እንተበዝሐ ድማ ኣብ 10 ዓውደ መጽናዕትታት ክትሳተፍ ኣለኩም። - ምኽኣል ኣብ ሓደ ዓውደ መጽናዕቲ ብዙሕ ግዜ ክትሳተፉ። - ቁጽሪ ናይ ነፍሲ ወከፍ ዓውደ መጽናዕቲ እንተበዝሐ 10 ሰባት እዩ። - ብሳላ እዚ ሲስተም ኣብ ዝደለኻዮ ግዜ ነቶም ዓውደ መጽናዕትታት ክትጅምሮምን ደው ከተብሎምን ትኽእሉ ኢኹም።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ናይ ኮምፑተራት ማውስ፡ ኪቦርድ ወይ ጣብላ ምጥቃም
  • ምኻኣል ምድላይ፣ ዌብሳይት ምውሳኽ...
  • ኣብ ናይ OFII ፍረሎ ኣፕሊኬሽን ዝግበር ልምምዳት ምእንቲ ክትክእሉ ።

  • ምኽኣል ኣፕስ ኣውርድ
  • QR ኮድ (ከም ርብዒ መስመር ዝረአ ባርኮድ) ስካን ግበር
  • ከምኡውን ልምምዳት ኣብ ናይ OFII ፍረሎ ኣፕ
  • ኣብ መወዳእታ ንምርድዳእ ጠቐምቲ መዓልታዊ ዲጂታላዊ መሳርሒታት ተጠቐም፡ መጓዓዝያ፡ ጎደና..

  • መርበባት ሓበሬታን መሳርሕታትን ንመምሃሪ ብኢንተርነት፡ : TV5Monde et RFI ።
  • ኣብዞም መርበባት ሓበሬታ ካብ ቴለፎን ወይ ኮምፒተር ዝረኽብዎ ልምምድ
  • ምኽኣል ቴክኒካዊጸ ገማት ምፍታሕ።

  • ምግባር ንፈረንሳ ንምዝራብ ዝሕግዙ ልምምዳት።
  • ምርዳእ ክትክእሉ ግቡእ መራኸቢ ብዙሓን ምጥቃም: ምልክታት: ስእላዊ ስእልታት:
    QR ኮዳት...
  • ምፍላጥ ካብ መዓልታዊ ህይወት ዝወጹ ቃላትን መግለጺታትን
  • ምምሃር ከመይ ጌርካ ናብ ኣስራሒ ድምጽን መልእኽትን ትሰድድ ተማሃር
  • ኣብ መዓልታዊን ሞያውን ኩነታት (ምስ ሓላፊ፡ መሳርሕቲ ወዘተ) ከመይ ጌርካ ከም እትረዳዳእ ምፍላጥ ክትክእሉ ።
  • ምምሕያሽ ምዝራብን ምንባብን ንነብስኻ ምርዳእን ይሓይሽ።
ምፍላጡ ዘገድስ ፒክቶግራም ጽሑፍ ከይተጠቐምካ ንሓደ ሓሳብ ወይ ተግባር ንምውካል ዝጥቀሙሉ ቀለልቲ ምስልታት ወይ ምልክታት እዮም።

ንሓደ በዓል ሞያ (ኣማኻሪ OFII፡ France Travail፡ Mission Locale፡ Maison de quartier፡ ማሕበራዊ ሰራሕተኛ...) ኣብ መርበብ ሓበሬታ Espaces Formation ክምዝግበካን ዝምስጠካ ዓውደ መጽናዕትታት ክመርጽን ሕተቶ። le site internet d'Espaces Formation ።

ምፍላጡ አገድስ እቲ ሲቪካዊ ፈተና ፍልጠት ክብርታት ሪፓብሊክን ኣሰራርሓ ሕብረተሰብ ፈረንሳን ይግምግም ምእንቲ ክትክሉ ናይ ኢመይል ኣድራሻ ክህልወኩም ይግባእ ።

ከመይ ንገብሮ?

ንሓደ በዓል ሞያ (ኣማኻሪ ፈረንሳ ትራቫይል፡ Mission locale፡ Maison de quartier፡ ማሕበራዊ ሰራሕተኛ...) ኣብ መርበብ ሓበሬታ Espaces Formation ክምዝግበካን ዝምስጠካ ዓውደ መጽናዕትታት ክመርጽን ምሕታት ይግባእ።

ምፍላጡ ዘገድስ ነቲ በዓል ሞያ ኢመይል ኣድራሻኻ ክትህብዎ ኣለኩም።

Lieu d'accueil

Passer la carte
Chargement de la carte...

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • claudia mምምሕዳር
  • myriam-espaces formationኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • rama anzouተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት

Liens utiles