ምምሃር ኣብ ስማርትፎን ቋንቋ ፈረንሳ
ምስ ምስ NumériLangue
ኣዳላዊ Assistance Scolaire, Linguistique et Culturelle , Reconnectኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un moisንኣስታት 3 ኣዋርሕ ዝጸንሕ ስልጠና ን፤
- ምምሃር መዓልታዊ ቋንቋ ፈረንሳ ምዝራብ (21 ሰዓታት)
- ምኽኣል ሞባይል ተጠቂምካ ብናጻ ክትመሃር ምኽኣል (18 ሰዓታት)
- ብኸመይ ን Frello ፍሎር ንኣፕሊኬሽን ከመይ ጌርኩም ከም እትጥቀመሉ ምፍላጥ (21 ሰዓታት)።
ምፍላጡ ዘገድስ ነዚ ንምስታፍ ምኽኣል ንምስታፍ ግድን፤
- ምህላው ኣህጉራዊ ሓለዋ ክህልዎ (ናይ ስደተኛ ደረጃ፣ ተጠቃሚ ንኡስ ሓለዋ፣ ሃገር ዘይብሉ ሰብ)
- ወይ ድማ ኣብ ፈረንሳ ካብ ዝጸንሑ ትሕቲ 5 ዓመት ዝኾኑ
- ኣብ OFII CIR (Contrat d'intégration républicaine) ድሕሪ ምፍራሙ
- ምስ OFII ኣብ ስልጠና ቋንቋ ፈረንሳ ተመዝጊቡን ፍረሎ Frello ኣፕሊኬሽን ክጥቀምን።
- ከምኡ ውን ኣብ ፓሪስ ኣድራሻ ክህልዎም (መዕቆቢ፣ መንበሪ፣ ስራሕ)።

ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
- 10 Rue du Buisson Saint-Louis, 75010 Paris, France
- 01 85 08 98 26
- numerique@aslc-paris.org
Chargement de la carte...
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
xavidumምምሕዳር
aslcኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
Youta_tradተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
rama anzouተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
zizzተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት