ምድህሳስ ዓለም ስራሕ ኣብ ፈረንሳ
ምስ ምስ Les chemins vers l'emploi
ኣዳላዊ UFCS Emploi Formation ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un moisእዚ ናይ ሓደ ወርሒ ስልጠና ኮርስ ዝሓቖፈመደብ እዚ፤
- ምርካብ ብዛዕባ ኣብ ውሽጢ ትካላት ዘሎ ሕግታትን ውዳበን መብርሂታት
- ምምኽኻር ናብ ሞያዊ ህይወት ንምእታው ምድላውን ክእለት ንምርኣይን ዝምልከት
- እዚ ስልጠና ሞያዊ ምውጻእ፡ ምብጻሕ ኩባንያ፡ ምብጻሕ ማእከል...
ምፍላጡ ዘገድስ እቲ ስልጠና ዝጥዕም እንተኾይኑ፤
- ቀስ ብቀስ ፈረንሳ ትዛረብን ትርድኡን ምኽኣል።
- ምእንቲ ስራሕ ክትረክቡ የኻለኩም
- ኣብ ኩትካላት ዘሎ ሕግታትን ልምድታትን ብግብራዊ ልምምድ ክትርኣኡ ምድላይ ።
- ቀስ ብቀስ ፈረንሳ ትዛረብን ትርድኡን ምኽኣል።
- ምእንቲ ስራሕ ክትረክቡ የኻለኩም
- ኣብ ኩትካላት ዘሎ ሕግታትን ልምድታትን ብግብራዊ ልምምድ ክትርኣኡ ምድላይ ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
- 13, Rue Auguste Lacroix, 69003 Lyon
- 04 78 62 61 61
Chargement de la carte...
ስራሕ
ፈረንሳይ
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
xavidumምምሕዳር
UFCSኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
niknameተርጓሚ/ሚት
rama anzouተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
Youta_tradተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት