Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምሕላፍ ትምህርቲ ፈረንሳ ብምውሳድ ናምሕላፍ ናብ DELF B1

ምስ ምስ Parlons B1

ኣዳላዊ Accueil Goutte d'Or ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 18 jours

ብሳላ ናይ ፈረንሳ ኮርሳት ናብ ደረጃ B1 ንምብጻሕን ክትሰርሕ፡ ክትመሃር ወይ ሞያዊ ስልጠና ክትወስዱ ምኽኣል።

ምክያድ ትምህርቲ ኣብ ሰሙን 4 ንግሆ ይካየድ፣ ምስ፤

  • ምኽኣል ምንባብን ምጽሓፍን
  • ምስታፍ ኣብ ናይ ናይ ሬድዮ ዓውደ መጽናዕትታት
  • ምድላው ፈተና DELF B1ምእንቲ ምኽኣል (ዲፕሎማ ትምህርቲ ብቋንቋ ፈረንሳ)
  • ምርካብ ንውህደት ዝግበር ደገፍ
  • ምርካብ መግለጺታት ብዛዕባ ኣጠቓቕማ ኮምፒተርን ዜግነትን ዝምልከትን ካላን።
ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ ኣብቲ ኮርስ ንምስታፍ ግድን ክማልኡ ዘለዎም ነገራት፤
- ምቕማጥ ኣብ ኣብ ፈረንሳ ትሕቲ 5 ዓመት ዝጸንሐን ናይ ስራሕ ፍቓድ ምህላውን
- ምህላው ኣብ ፓሪስ ኣድራሻ ክህልዎም (ናይ መንበሪ ወይ ምዝጉብ ኣድራሻ)
- ከምኡውን ኣብ ሰኑይ፡ ሰሉስ፡ ሓሙስ፡ ዓርቢ ንግሆ፡ ካብ ጥቅምቲ ክሳብ ግንቦት ክቐርብ እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ብግቡእ ምፍላጥ ኣጠቓቕማ ሰዋስው፡ ስነ-ቓላት፡ ጠቓሚ መግለጺታት
  • ምስታፍ ኣብ ኣፋዊ ርክብ ንምምሕያሽ ዝዓለመ ዓውደ መጽናዕትታት ሬድዮ
  • ከምኡውን ድሕሪ ክፍሊ ቋንቋ ፈረንሳ ንምልምማድ ዝግበር ባህላዊ ምውጻእ።

  • ምርካብ መብርሂ ናይቶም ፈተናታት
  • ምፍላጥ ነቲ ኣገባብ ንምርዳእ ዝሕግዙ ምኽርታት
  • ምሕላፍ ምዝገባ ፈተና ።
ምፍላጡ ዘገድስ DELF ደረጃ ፈረንሳ ብወግዒ የረጋግጽ። ብመንግስታዊ ትካላትን ትካላት ንግድን ኣፍልጦ ዝረኸበ ኮይኑ፡ ንወግዓዊ ሰነዳት፡ ንስራሕ፡ ንመጽናዕቲ...

  • ምርካብ ስልጠና ምቕራብ ሞያታትን መደባት ሞያዊ ስልጠናታትን
  • ምርካብ መብርሂ ስርዓት ዩኒቨርሲቲ
  • ስራሕ ንምርካብ ጠቐምቲ ዝኾኑ ዌብሳይታትን ኣፕታትን
  • ምርካብ ምኽሪ ብኸመይ ኣገባብ መመልከቲ ብኢንተርነት ከም እትሰድድን ምኽኣል ።

ከመይ ንገብሮ?

ምፍላጡ ዘገድስ ቅድሚ ትምህርቲ ምጅማሩ፡ ገምጋም ደረጃ ፈረንሳን ናይ ሓበሬታ ክፍለ ግዜን ምህላዉ ምፍላጥ ኣገዳሲ እዩ።

Lieu d'accueil

AGO - Accueil Goutte d’Or, Rue de Laghouat, Quartier de la Goutte-d'Or, Paris 18e Arrondissement, Paris, Île-de-France, France métropolitaine, 75018, France

severine.zouaoui@ago.asso.fr

Chargement de la carte...

8 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • agoኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • rama anzouተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት

Liens utiles