ምስ Passeport pour l'Emploi - ምርካብ ሓገዝ ናይ ምትእስሳር ስራሕ ንምርካብ ደገፍ - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ሓገዝ ናይ ምትእስሳር ስራሕ ንምርካብ ደገፍ

ምስ ምስ Passeport pour l'Emploi

ኣዳላዊ CREPI Alsace Franche-Comté ኣቐድዲሙ ዝነበረ 20 днів тому

እዚ ንሞያዊ ውህደትኩም ንምጥጣሕ ናይ 6 ኣዋርሕ ናይ ደገፍ መደብ፡ ኮይኑ፣ ኣብ ዝስዕቡ ነገራት እዩ ዝከናወን፤

  • ምስታፍ ኣብ ኣይ ሰሙናዊ ናይ ጉጅለ ዓውደ መጽናዕትታት
  • ምርካብ ብሕታዊ ውልቃዊ ደገፍ
  • ምምኽኻር ስራሕ ወይ ሞያዊ ስልጠና ንምርካብ ዝሕግዝ
  • ምስታፍ ኣብ ኣኼባ ምስ ኩባንያታት ።
ምፍላጡ ዘገድስ ንምስታፍ ግድን፤
- ወረቐት ምህላው ሓለዋ ክህልዎ: ስደተኛ: ንኡስ ሓለዋ: ሃገር ዘይብሉ ሰብ
- ወይ ድማ መንበሪ ፍቓድ ሒዞም ኣብ ፈረንሳ ካብ ዝጸንሑ ትሕቲ 5 ዓመት ዝኾኑ
- ኣብ OFII CIR (Contrat d'intégration républicaine)) ዝፈረምኩም ምዃን
- ወይ ድማ ግዝያዊ መንበሪ ፍቓድ ዘለዎ ተጠቃሚ ግዝያዊ ሓለዋ ክኸውን።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምምሕያሽ ሞያዊ ክእለት ፈረንሳ ቋንቋ
  • ከመይ ጌርኩም ሲቪ ትሰርሕን ንናይ ስራሕ ቃለ መሕትት (simulations) ትዳለዉን ተማሃር።

  • ምርካብ ኣብ ምሉእ መስርሕ ምስ ድሌታትካ ዝተመጣጠነ ውልቃዊ ደገፍ
  • ምርካብ ደገፍ ዘጋጠሙ ጸገማት መፍትሒ ።

  • ምስ ትካላትና ተራኸቡ ምስ እትደልዩ
  • እዚ ናይ መልመልቲ ምትእስሳርን ናብ ብቑዓት ዝኾኑ ናይ ስልጠና ኮርሳት ክወሃብ ዝኽእል መምርሕታትን እዩ።

ከመይ ንገብሮ?

ንዝቕጽል ሓበሬራ ወይ ነቲ ስልጠና ንምምዝጋብ፡ ናብ alsace@crepi.org ኢመይል ክትሰዱ ትኽእሉ ኢኹም ።

ምፍላጡ ዘገድስ ኢመይልኩም ቀዳማይ ስምኩም፡ መወዳእታ ስምኩም፡ ቁጽሪ ተሌፎን ብምጽሓፍ ኣብቲ ስልጠና ክትሳተፍ ከም እትደሊ ክትገልጽ ኣለኩም .
ብድሕሪኡ ጉጅለ CREPI Alsace Franche-Comté ክረኽበኩም እዩ።
ነቲ ናይ ስልጠና ኮርስ ኣቕሪኩም ከመይ ከም እትምዝገብ ክትገልጽ እያ።
Passer la carte

Lieu d'accueil

  • 9 Rue de Saint-Amarin, 68200 Mulhouse
  • alsace@crepi.org
Chargement de la carte...

8 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • CREPI AFCኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • rama anzouተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት

Liens utiles