ምስ Les ateliers "Coup de Pouce" - ምድላው ንናይ ምልመላ ቃለ መሕትት ምስ ዝህልወኩም - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምድላው ንናይ ምልመላ ቃለ መሕትት ምስ ዝህልወኩም

ምስ ምስ Les ateliers "Coup de Pouce"

ኣዳላዊ La Cravate Solidaire Marseille ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 mois

ምእንቲ ንኹሎም ስራሕዝደልዩ ፣ ከምኡውን ስልጠና፣ ልምምድ፣ ልምምድ ዝደልዩ ሰባት ክፉት ኮይኑ ዝኾነ ነጻ ደገፍ ኣብ እዞም ዝስዕቡ ነገራት ይህብ...

ኣርባዕተ ስጉምትታት ኣለዉ፤

  • ምህላው ኣቀባብላን ኣቀራርባን ሞያዊ ፕሮጀክትኩ
  • እገዳሲ ባእታታት ከም ኣብ እዋን ቃለ መሕትት ስራሕ ኩሉ ሰብ ጽቡቕ ኣከዳድና ንኽህልወኩም ይሕግዝ
  • ከምኡው ኣብ ቃለ መሕትት ከመይ ጌርኩም ከም እትዕወቱ ሞያዊ ምኽሪ (ብርቱዕን ጎድኒን ፡ ምምሕያሽ ዝግበእ መዳያት ምንጋር ወዘተ...)
  • መኣሲ እዚ ጥራይ ፕሮፌሽናል ስእልታት ንሲቪን ፕሮፌሽናል ማሕበራዊ መራኸቢታትን ይሕብር።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ብግቡእ ክእለትኩምን ድርኺትኩም ግለጽ ክትክእሉ
  • ምፍላጥ ንነፍሲ ወከፍ ጽላት ንጥፈታት ዝምልከት ሞያዊ ኮዳት
  • ምጥቃም ቅኑዕ ቃላት፡ ጭዋ ሓረጋትን ኣካላዊ ምንቅስቓሳትን ...

  • ምርካብ ምስ ሰብ ሞያ ስልጠና ዝህቡ
  • ምርኻብ ብሕታዊ ምኽሪ
  • ከምኡውን መብርሂታት ኣብ ኣወዳድባ ትካላት ሓበሬታ ክትረኽቡ ምኽኣል
  • ምምካስ ን ኣብ እዋን ቃለ መሕትት ንዝሕተቱ ሕቶታት

  • ምቅርራብ ረቋሒ ንመልመልቲ ኣወንታዊ ምስሊ ምሃብን
  • ምእንቲ ኣብ ቃለ መሕትት ስራሕ ክትዕወት ኣብ ነብስኻ ርእሰ ተኣማንነት ንኽህልወኩም

ከመይ ንገብሮ?

Passer la carte

Lieu d'accueil

Chargement de la carte...

15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • xavidumምምሕዳር
  • La Cravate Solidaire Marseilleኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • espoirተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • Youta_tradተርጓሚ/ሚት
  • Marineተርጓሚ/ሚት
  • Aeligተርጓሚ/ሚት
  • Guzelተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • irkakochተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles