ምምሃር ንስራሕ ንምርካብ ዝኸውን ቋንቋ ፈረንሳ
ምስ ምስ Langue française professionnelle
ኣዳላዊ Association d'insertion pour le développement de l'emploi et la qualification (AIDEQ) ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 16 joursኣብ ሰሙን 2 መዓልታት ዝካየድ ስልጠና ኮርስ እዞም ዝስዕቡ ነገራት ሓዊሱ፤
- ፈለማ ምምሃር ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ
- ምርካብ ሞያዊ ፕሮጀክት ንምህናጽ ዝግበር ደገፍ
- ኣቀራርባታት ሞያታትን ትካላት።
ምፍልጡ ዘገድስ ኣብዚ ስልጠና ንምስታፍ ግድን፤
- ምዃን ምስ OFII CIR ዝፈረሙ
- ምህላው ናይ መንበሪ ፍቓድ ወይ ናይ ስራሕ ፍቓድ ዘለዎ ቅብሊት
- ምህላው ወይ ድማ ኣህጉራዊ ሓለዋ ዘለዎም (ምሏ ናይ ስደተኛ ደረጃ፣ ተጠቃሚ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ፣ ሃገር ዘይብሉ ሰብ) ኣብ ፈረንሳ ካብ ዝጸንሑ ትሕቲ 5 ዓመት ዝኾኑ።
- ምዃን ምስ OFII CIR ዝፈረሙ
- ምህላው ናይ መንበሪ ፍቓድ ወይ ናይ ስራሕ ፍቓድ ዘለዎ ቅብሊት
- ምህላው ወይ ድማ ኣህጉራዊ ሓለዋ ዘለዎም (ምሏ ናይ ስደተኛ ደረጃ፣ ተጠቃሚ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ፣ ሃገር ዘይብሉ ሰብ) ኣብ ፈረንሳ ካብ ዝጸንሑ ትሕቲ 5 ዓመት ዝኾኑ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
83 Rue Pontoile, 02100 Saint-Quentin
03 23 62 71 97
information@aideq.fr
Chargement de la carte...
ፈረንሳይ
ምምሕዳር
ስራሕ
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
ስልጠና ንምርካብ ዘሳሊ ሓጋዚ ምርካብ፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
8 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
aideq02ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
gitoroተርጓሚ/ሚት
Bayaneተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት