ምርካብ ደገፍ ስራሕ ንምርካብ ዝኸውን
ምስ ምስ Programme Practice
ኣዳላዊ Arcat ኣቐድዲሙ ዝነበረ 12 днів томуምርካብ ዝሰማማዕ ንናይ ስራሕ ንምርካብ ዝጸንሕ ናይ 4 ወርሒ መደብ፡ ንኣብነት፤
- ምርካብ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ
- ምርካብ፣ ምኽሪ ምስ ኩነታትኩም ዝሰማማዕ ውጥን ሞያ ንምህናጽ
- ምርካብ መግለጺ፣ ኮምፒተር ወይ ስማርትፎን ተጠቒምካ ስራሕ ከመይ ጌርኩም ከም እትደልዩ
ምርፍላጡ ዘገድስ ኣብዚ መደብ ንምስታፍ ግድን፤
- ምምዝጋብ ፈረንሳ ትራቫይል
- እንተደኣ ናይ ጥዕና ጸገማት ምህላው (ሕዱር ሕማም ጥዑዓት ናይ ወልፊ...)
- ህላው ግዜ ኣብ ሰሙን 4 ፍርቂ መዓልታት ክህሉ።
- ምምዝጋብ ፈረንሳ ትራቫይል
- እንተደኣ ናይ ጥዕና ጸገማት ምህላው (ሕዱር ሕማም ጥዑዓት ናይ ወልፊ...)
- ህላው ግዜ ኣብ ሰሙን 4 ፍርቂ መዓልታት ክህሉ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
- 94 - 102 Rue de Buzenval, 75020 Paris
- 01 44 93 29 29
- mathilde.vion@arcat-sante.org
Chargement de la carte...
ስራሕ
ጥዕና
ምምሕዳር
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
ኣጠቓቕማ ኮምፒተር ምምሃር፣
ብዛዕባ ናይ ጥዕናይ ጉዳይ ዝሳለጥ፣
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
claudia mምምሕዳር
mathilde-arcatኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
gitoroተርጓሚ/ሚት
latifa jaafariተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት