Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርኣይ ምዕባለ ኣብ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳን ሒሳብን

ምስ ምስ Visa Communiquer et Calculer

ኣዳላዊ ACM Formation ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 11 jours

ምስታፍ ኣብ ቋንቋ ፈረንሳን ሒሳብን ንምምሃርን፣ ንምምሕያሽን ዝሕግዝ መደብ ስልጠና፡ ንኣብነት ኣብ እዞም ዝስዕቡ መዳያት፤

  • ፈለማ ትምህርቲ ብዛዕባ ፊደላት፡ ንባብን ምጽሓፍን።
  • ብምስዓብ ትምህርቲ ብዛዕባ ጠቓሚ ቃላት ዝኽውን ነገር
  • ከምኡ ድማ ፣ ቁጽርታትን ቅመራታት ዝምልከት ኮርሳት ከምኡውን
  • ምስ ኣብ መዓልታዊሞያውን ህይወት ዝመጽእ ኩነታት ተሳኒኻ ክትከድ ዘኽእል ምዕባሌ ምርኣይ።

ክትፈልጦ ዝግባእ እንብሎ ድማ እቶም ናይ ስልጠና ምደባታት ብሰብ ሞያ ዝምርሑ ኮይኖም እዩ።

እቲ ጽቡቅ ነገሩ ግን ምዝገባ ኣብ ምሉእ ዓመት እዩ።

ምፍላጡ ዘገድስ፣ እተደኣ ኣብዚ ስልጠና ንምስታፍ ደሊኹም ግድን ክማላእ ዝነለዎም ነገራት ኣለዉ ፤
- ተበግሶናይ ስራሕ ምድላይ ህርፍርፎት ወይ ተበግሶ ምህላው ምህላው
- ተባግሶኹም ክብ ወይ ልዕል ዝበለ ክኸውን ይግባእ፣

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ብሳላ ምዕዛብ ናይ ምስማዕ; ምርዳእ: ንምልምማድ: ናይ ድምጽን ቪድዮን ንጥፈታትን ኣልእን
  • ናይ ቃላት ኣገላልጻታት ንጥፈታት፡ ተራ ጸወታታት፡ ዝርርባት፡ መሕተቲ ጽሑፋት...ወዘተ
  • ምኻኣል ዝተመጣጠኑ ሰነዳት ምንባብ
  • ምክያድ ን ጽሕፈት ዝኾኑ ልምምዳት።
  • ከምኡውን ንመዓልታዊ ህይወትን ንስራሕን ዝኸውን ሓድሽ ቃላት ምምዕባልን ዝጠቓልልል።

  • ምርዳእ መሰረታዊ ክእለት ምርዳእን ምጽሓፍን ቁጽሪ ወዘተ
  • እዚ ማለት ንመቑጸርን ምሕሳብን ዝውዕሉ ልምምዳት (ምድማር፡ ምንካይ፡ ምክፍፋል፡ ምብዛሕ ኣርባዕተ ተግባራትት)
  • ምክያድ ሒሳብ ኣብ መዓልታዊ ህይወት ንምጥቃም ዝሕግዙ ንጥፈታት ምስፋት።

  • ምስፋት ኣብ ምስ ድሌት ናይቶም ኣብቲ ጉጅለ ዘለዉ ሰባት፣ ዝመጣጠን ዝተመዓራረ መደብ
  • ምስጓል ኣብ መዓልታዊ ህይወትን ኣብ ስራሕን ርእሰ-ምርኮሳ ንኽህልወኩም ናይ ሓቂ ህይወት ኩነታትኩም ዝተቋረነ ምዃን
  • ከማኡውን ብዘይካ ትምህርቲ ብተሌፎን ክትገብሮም ዘለካ ተወሳኺ ንጥፈታት ወዘተ።

ከመይ ንገብሮ?

Lieu d'accueil

Rue Alain, La Bolière, Orléans, Loiret, Centre-Val de Loire, France métropolitaine, 45100, France

02 38 63 97 17

remi.daviau@acm.leolagrange.org

Chargement de la carte...

6 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • acm formationኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • gitoroተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • latifa jaafariተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት

Liens utiles