Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃር ብፈረንሳ ምጽሓፍ ዝጠቕም

ምስ ምስ D2

ኣዳላዊ Association D2 (dynamique & développement) ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 5 jours

ክትመሃዎም ዘለኩም ኮርሳት ፈረንሳን፤

  • ሓፈሻዊ ፊደላት ፈረንሳ
  • ምኽኣል ምጽሓፍ
  • ምኽኣል ቀለልቲ ሰነዳት ምንባብ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ሌላ ፊደላት
  • ድምጽታት ተኻቲልኩም ምጽሓፍ
  • ምምሃር ሓደስቲ ቃላት ።

  • ምእንቲ ናብ ሓኪም ክትከዱ ምኽኣል
  • ኣብ መዓልታዊ ህይወት ኣብ ሱፐርማርኬት፡ ኣብ ጽርግያ፡ ኣብ ህዝባዊ መጓዓዝያ ኣገዳሲ ሓበሬታ ምርዳእ...
  • ሰዓት ፍለዩ መርምሩ ቆጸራ ውሰዱ...

  • ምኽኣል ሕቶታት ሕተቱ
  • ምውሳድ ምኽሪ
  • ከምኡውን ብሓባር ንቕድሚት ንሰጉሙ ምግባር ።

ከመይ ንገብሮ?

  • ብቐጥታ ኣብ ማእከል ማሕበረሰብ ሮስትረነን Rostrenen ብቀጥታ ሰሉስ ሰዓት 2 ድሕሪ ቀትሪ ብምምጻእ
  • ብስልኪ ቁጽሪ 06 75 09 26 37 ወይ ውን06 48 16 51 09።

Lieu d'accueil

Impasse du Colombier, Keradèle, Lein ar Roz, Rostrenen, Guingamp, Côtes-d'Armor, Bretagne, France métropolitaine, 22110, France

0675092637

d2.dynadev@gmail.com

Chargement de la carte...

6 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • gitoroተርጓሚ/ሚት
  • mbmlተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት

Liens utiles