Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምዕባለ ኣብ ፈረንሳን ዲጂታላዊ ክእለትን

ምስ ምስ Parcours numérique et Frello

ኣዳላዊ Espace Pédagogie Formation France (EPFF) ኣቐድዲሙ ዝነበረ 16 днів тому

ምርካብ ስልጠና ምኽኣል ቋንቋ ፈረንሳ ንምምሕያሽ ውልቃዊ ደገፍ ምስ፤

  • ምርካብ ኣብ ኣፕ ቋንቋ ፈረንሳ ንምምሃር ዝሕግዙ ምኽርታት
  • ምርካብ ኮምፒዩተራት
  • ምኻኣል ድሕሪ ክፍሊ ወግዓዊ ፈተና ናይ ምውሳድ ።

ምቕጻል ሓደ ኣሰልጣኒ ኣብ መጀመርታ ን12 ሰዓታት ክሕግዘኩል እዩ፣ ድሕሪኡ ን1 ዓመት ክትመጽእ ትኽእሉ ኢኹም ምዕባለ ።

ምፍላጡ ዘገስድ
- ምስ OFII ውዕል ውህደት ሪፓብሊካን (CIR) ፈሪሙ
- ኣብ መመልከቲ ፍረሎ ንምምዝጋብ ዝሕግዝ ሊንክ ካብ OFII ከምዝረኸበ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምውራድ መምርሒታት ንኣፕ ፍረሎ
  • ምኽኣል ኣካውንት ምፍጣር (ስም ተጠቃሚን ምልክት ቃልን)
  • ምጥቃም መእተዊ ኮድ
  • ምድላይ ምስ ደረጃኻ ዝሰማማዕ ልምምድ ።
  • ምርዳእ ምግባር ነቲ ልምምዳት
  • ሓገዝ ኣብ ቴክኒካዊ ጸገማት...

  • ምድላው ሕቶታት (ዝተሓላለኹ ቃላት፡ ኣብ ሰሙን ክንደይ ልምምድ ክትገብር ከም ዘለካ ወዘተ) ንምምላስ ኣሰልጣኒ ።
  • ጽምዋ ኣብ ምውስዋስ ኣካላት ክትሰርሕ
  • ኣማራጺ ኮምፒተር ንምጥቃም ዝሕግዝ ።

ብሳላ ኣብቲ መተግበሪ ዘሎ ልምምዳት ምስ ወዳእኩም፡ እቲ ኣሰልጣኒ ነቲ DELF (ካብ ደረጃ A1 ክሳብ ደረጃ B2) ኣብ ሓደ ማእከል ክትወስዱ ክትምዝገብ ሓሳብ ክህበኩም ይኽእል እዩ።

ኣብ ነፍሲ ወከፍ ወርሒ ዝዳሎ ፈተናታት ኣሎ።

ከመይ ንገብሮ?

ኣድራሻና፡ 21 rue Roux de Brignoles፡ 13006 Marseille ማርሴ

ምፍላጡ ዘገድስ እቲ ቤት ጽሕፈት መዓልታዊ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ፡ ካብ ሰዓት 9 ንግሆ ክሳብ ሰዓት 12፡30 ድሕሪ ቀትሪ፡ ካብ ሰዓት 13፡30 ድሕሪ ቀትሪ ክሳብ ሰዓት 17 ድሕሪ ቀትሪ ክፉት እዩ።
መንበሪ ፍቓድኩምን ዝተፈረመ ሰነድ CIRን ሒዝኩም ምምጻእ ኣይትረስዑ ክንብል ንፈቱ ።

Lieu d'accueil

21, Rue Roux de Brignoles, Palais de Justice, 6e Arrondissement, Marseille, Bouches-du-Rhône, Provence-Alpes-Côte d'Azur, France métropolitaine, 13006, France

04 91 37 33 24

accueil@epff.eu

Chargement de la carte...

9 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • epffኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • mariamተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • arnis_0ተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles