ምድሳድ ንፈተና A2, B1 ወይ B2
ምስ ምስ Atelier de préparation
ኣዳላዊ L'île aux langues ኣቐድዲሙ ዝነበረ день томуምኽኣል ንዲፕሎማ ወይ ምስክር ወረቐት ቋንቋ ፈረንሳ ንምድላው ዝካየዱ ዓውደ መጽናዕትታት፡ DELF (ዲፕሎማ መጽናዕቲ ቋንቋ ፈረንሳ)፡ TEF (ፈተና ገምጋም ፈረንሳ)፡ TCF (ፈተና ፍልጠት ፈረንሳ)፡ ወይ DCL (ዲፕሎማ ብቕዓት ቋንቋ)።
እቶም ዓውደ መጽናዕትታት ዝተዳለዉ እዮም፤
- ኣብ ሰሙን 3 ሰዓታት፡ ሰሉስ ድሕሪ ቀትሪ
- ንደረጃታት A2, B1 ወይ B2 ከከም ድሌታትን ዕላማታትን።
ኣብዞም ዓውደ መጽናዕትታት ንምስታፍ ግድን፤
- ኣብ ፓሪስ ክትነብር ወይ ኣድራሻ ክትህልወካ
- ምስ OFII ውዕል ውህደት ሪፓብሊካን (CIR) ምፍራም።
- ኣብ ፓሪስ ክትነብር ወይ ኣድራሻ ክትህልወካ
- ምስ OFII ውዕል ውህደት ሪፓብሊካን (CIR) ምፍራም።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
23, rue Émile Duployé, Paris 18ème arrondissement
09 84 10 60 66
contact@lial.fr
Chargement de la carte...
7 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
lialኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
natinatተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
gitoroተርጓሚ/ሚት
mbmlተርጓሚ/ሚት