ምስ CTAI (Contrat Territorial d'Accueil et d'Intégration) de la ville de Saint-Lô - ምምሃር ስራሕ ኣብ ኢንዱስትሪ ሕርሻዊ መግቢ - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃር ስራሕ ኣብ ኢንዱስትሪ ሕርሻዊ መግቢ

ምስ ምስ CTAI (Contrat Territorial d'Accueil et d'Intégration) de la ville de Saint-Lô

ኣዳላዊ Centre social Mersier ኣቐድዲሙ ዝነበረ 15 днів тому

እዚ መደብ እዚ ን ን14 ሰሙን ዝጸንሕ መደብ ስልጠና ዝሓቖፈ፤

  • ምልከት ቋቋ ፈረሳ ንስራሕ ዝኸውን ኣፋውን ጽሑፋውን ምህላው
  • ምክያድ ዑደት ኣብ ጽላት ሕርሻ መግቢ ኣብ ዝርከባ ኩባንያታትን ማእከላት ስልጠናን ምብጻሕ ምግባር ምኽኣል
  • ምስታፍ ኣብ ምስ ሰብ ሞያ ዝግበር ኣኼባታት ምእንቲ
  • ምክያድ ናይ ጉጅለ ንጥፈታትን ውልቃዊ ምኽርን ምሃብ ።
ኣብዚ ስልጠና ንምስታፍ ግድን፤
- ምስ OFII CIR ( Contrat d'intégration républicaine ) ፈሪሞም ድዮም ኣይፈረሙን።
- ትሕቲ 5 ዓመት መንበሪ ፍቓድ ዘለዎም እዮም።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምዝርራብ ኣብ ናይ ስራሕ ኩነታት ዝጠእም
  • ምጥቃም ሞያዊ ሰነዳት ኣንብብ፣ ምርዳእን
  • ምኽኣል ኣብ ጽላት ሕርሻዊ መግቢ ዘሎ ኩነታት ስራሕ
  • ምምሃር ናይ ስራሕ ዓለም ስነ-ቓላት

  • ምርኻብ ምስ ሰብ ሞያ : ምብጻሕ ናብ ኩባንያታት ሕርሻ መግቢ
  • ምስታፍ ኣብ ቴክኒካዊ ዓውደ መጽናዕትታት
  • ምዝርራብ ምስ ሰብ ሞያ (ግዝያዊ ትካላት ስራሕ፣ ማእከላት ስልጠናን ኣካየድቲ ትካላትን)
  • ምርድዳእ ክኽበር ዘለዎ ሕግታትን ልምድታትን
ምፍላጡ ዘገድስ ቴክኒካዊ መድረኻት ሞያታት ንምርካብን ናብ ሓቀኛ ስራሕ ኣብ ዝቐረበ ኩነታት (ምኽሻን፣ ፋብሪካ...) ንምስልጣንን ዝተዓጠቑ ቦታታት እዮም ።

  • መንገድኹም ክትረክብን ህዝባዊ መጓዓዝያ ክትጥቀምን ምኽኣል
  • ከመይን ኣበይን ስራሕ ከም እትደሊ ምፍላጥ ።

ከመይ ንገብሮ?

ንሓደ በዓል ሞያ (ማሕበራዊ ሰራሕተኛ፣ ኣማኻሪ ፈረንሳ ትራቫይል፣ ርክብ ሰብ ሚሽን ሎካል፣ ኣካያዲ መዕቆቢ ወዘተ) ወይ ርክብ ሕተት። ብቐጥታ ናብ ማሕበራዊ ማእከል መርሲየር Mersier ፤

ምፍላጡ ዘገድስ ማሕበራዊ ማእከል መርሲየር Le centre social Mersie መዓልታዊ ካብ ሰዓት 8፡30 ክሳብ 12 ክፉት እዩ። ከምኡ’ውን ካብ ሰዓት 13 30 ድ.ቀ. ክሳብ 17፡30 ድ.ቀ.
Passer la carte

Lieu d'accueil

Chargement de la carte...

14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • véronique mersierኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • sousoulafrapተርጓሚ/ሚት
  • emma-crfተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • rama anzouተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • nikolተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • dmytro🇺🇦ተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles