ምኽኣል ምርካብ ስራሕ
ምስ ምስ Emploi Sans Frontière - Insertion professionnelle des femmes primo-arrivantes
ኣዳላዊ L'Espace Temps FJT , Humandoኣቐድዲሙ ዝነበረ 6 днів томуንዝተኛታት ደቂ ኣንስትዮ ክፉት መደብ እዚ ዝስዕ፤
- ምምሃር ንስራሕን ምዕባለን ፈረንሳ
- ምርዳእ ናይ ስራሕ ዓለም ከመይ ከም ዝኾነ
- ምኻኣል ተመኩሮ ንምርኣይ
- ከምኡውን ምስ ዝተፈላለየ ትካላት ርክብ ንኽህልወ ምሕጋዝ
ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ - ስደተኛ ንዝኾና ወ፡ ወይ ተጠቃሚ ትሕተ-ሃገራዊ ሓለዋ፡ ወይ ሃገር ኣልብፕ፡ ወይ ድማ ክትሰርሕ ፍቓድ ዝህበካ መንበሪ ፍቓድ ዝሓዛ ትሕቲ 5 ዓመት ኣብ ፈረንሳ ዝጸሓ ክኾኑ ኣለወ
- ኣብ OFII CIR (ውዕል ውህደት ሪፓብሊካን) ዝፈረማ ምዃን።
- ኣብ OFII CIR (ውዕል ውህደት ሪፓብሊካን) ዝፈረማ ምዃን።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
10 rue Alexandre Trauner, 50130 Cherbourg-en-Cotentin, France
02 33 78 19 70
formation@fjt-espacetemps.fr
Chargement de la carte...
ስራሕ
ፈረንሳይ
ስራሕ ምርካብ፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
8 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
sergefjtኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
gitoroተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
espoirተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት