ምምሃር ኣብ መዓልታዊ ህይወትን ኣብ ስራሕን ናጻ ክትኮኑ ዘኽእል መደብ
ምስ ምስ Intégr'Action Belfort
ኣዳላዊ DéFiforma , GROUPE PSLኣቐድዲሙ ዝነበረ 19 днів томуእዚ ዝስልጠና እዚ፤ ኣብ እዚ ዝስዕብ እዩ
- ንምምሕያሽ ፈረንሳዊ ቋንቋ
- ምህናጽ ሞያዊ ፕሮጀክት
- ንምህላው ኣብ ምምሕዳራዊ ኣገባባት ሓገዝ
- ምግባር ኣብ መዓልታዊ ህይወትን ኣብ ስራሕን ዝሓሸ ርክብ
- ንምርካብ ናጻ ምዃንን ርእሰ ተኣማንነት ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
10, Rue de Londres, 90000 Belfort, France
07 57 58 91 90
defiforma@ensemblier-defi.fr
Chargement de la carte...
ፈረንሳይ
ስራሕ
ምምሕዳር
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ስልጠና ንምርካብ ዘሳሊ ሓጋዚ ምርካብ፣
8 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
défiformaኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
gitoroተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
espoirተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት