Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃር ንስራሕ ቋንቋ ፈረንሳ

ምስ ምስ Cours de français professionnel

ኣዳላዊ CAP Formation 44 ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un mois

መዓልታዊን ምስ ስራሕ ዝተኣሳሰርን ፈረንሳ ንምምሃር ዝሕግዝ ስልጠና ኮርስ ንኣብነት፤

  • ቋንቋ ትምህርቲ ፈረንሳ
  • ምምላኽ ሓፈሻዊ ትንታነ ዓለም ስራሕ ፈረንሳ
  • ስራሕ ወይ ስልጠና ኣብ ምርካብ ዝግበር ደገፍ።

እቲ ዕላማ ብቋንቋ ፈረንሳ ናብ ደረጃ A2 ምብጻሕ ’ ዩ ።

እቲ መደባትን ጽላታትን ከከም ሞያዊ ፕሮጀክት ናይቶም ኣብ ነፍሲ ወከፍ ጉጅለ ዘለዉ ውልቀሰባት ይፈላለ እዩ።

ምፍላጡ ኣብዞም ኮርሳት ንምስታፍ ግድን፤
- ምስ OFII ውዕል ውህደት ሪፓብሊካን (CIR) ምፍራም
- ኣብ ፈረንሳ ን5 ዓመት ዘይመልእ ምዃኑ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምትሕልላፍ ቀለልቲ መልእኽትታት ምርዳእን ምጽሓፍን።
  • ምኽኣል ብዛዕባ ክእለትካ ክትዛረብ ምኽኣል
  • ምምላኽ ንሞያኻ ዝጠቅም ቃላት።

  • ምኽኣል ኣቀራርባ ሞያታትን ዓውድታትን
  • ከምኡውን ምስ ሰብ ሞያ ምርኻብ
  • ምፍጻም ዑደት ኣብ ትካላት
  • ምኻል ስራሕ ወይ ስልጠና ንምድላይ ዝሕግዙ ሜላታት፡ ሲቪ ምፍጣር፡ መመልከቲ ምልኣኽ።

  • ምኽኣል መምርሒታት ምርዳእ
  • ምፍላጥ ናይ ስራሕ ሰነዳት ምርዳእ
  • ምኻኣል ምስ መሳርሕትኻ ምዝርራብ
  • ምምሃር ኣብቲ ትካል ብዘሎ ናይ ሓቂ ህይወት ኩነታት ።

ከመይ ንገብሮ?

Lieu d'accueil

6, Rue Benoît Frachon, Preux, Saint-Herblain, Nantes, Loire-Atlantique, Pays de la Loire, France métropolitaine, 44800, France

capformation@capformation.net

Chargement de la carte...

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • capformation44ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • echoተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • mbmlተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • muzhganhabibiተርጓሚ/ሚት
  • mervy34ተርጓሚ/ሚት
  • nikolተርጓሚ/ሚት
  • saha78ተርጓሚ/ሚት

Liens utiles