ምውሳድ ምስ ካልኦት ደቂ ኣንስትዮ ትምህርቲ ፈረንሳ
ምስ ምስ Association Plurielles
ኣዳላዊ Association Plurielles ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 місяці томуምኽኣል ትምህርቲ ፈረንሳ ብንኣሽቱ ጉጅለታት ንደቂ ኣንስትዮ፤
- ምኽኣል ምንባብን ምጽሓፍን ምምሃር
- ምርዳእ ዝተፈላለዩ ካብ ቤት ትምህርቲ ህጻናት፣ ስራሕ፣ ምምሕዳር ዝመጹ ሰነዳት ...
- ምኳን ኣብ መዓልታዊ ህይወት (ናብ ሱፐርማርኬት ምኻድ፡ ናብ ሓኪም...) ከምኡ’ውን ማሕበራዊ ህይወት (ገንዘባዊ ሓገዝ ምሕታት...)
- ምክፋልኣብ መንጎ ደቂ ኣንስትዮ ተመኩሮታት ምክፋል።
ብዘይካ ትምህርቲ ፈረንሳ ምውሳድ ፡ ደገፍን ንጥፈታትን ነቕርብ ኢና።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
1, Boulevard de Nancy, Tribunal-Gare-Porte de Schirmeck, Strasbourg, Bas-Rhin, Collectivité européenne d'Alsace, Grand Est, France métropolitaine, 67000, France
0388328253
contact@plurielles.org
Chargement de la carte...
ፈረንሳይ
ስራሕ
ስድራ-ቤት
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
ንባህሊ እንዳዳህሰስካ ፍልጠት ቅሰም፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ምንጣፍ ኣብ ናይ ቆልዑ መደባት
10 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
association pluriellesኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
niknameተርጓሚ/ሚት
gitoroተርጓሚ/ሚት
rama anzouተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት