Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.
መተግበሪፈረንሳይምስ Intégration et accès à la nationalité française - BOP 104 ኣብ ናይ 2 ክፍልታት

ምብጻሕ ብ ቋንቋ ፈረንሳ ተማሂርካ ደረጃ ኣብ A2

ምስ ምስ Intégration et accès à la nationalité française - BOP 104

GRETA - CFA du Maineኣዳላዊ GRETA - CFA du Maine ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 22 jours

እዚ ኣብ ሰሙን እንተወሓደ 2 ፍርቂ መዓልታት ዝወስድ መደብ ን ኣብ እዚ ዝስዕቡ ተግባራት፤

  • ምእንቲ ኣብ መዓልታዊ ህይወትኩም ኣብ ስራሕ ብፈረንሳ ብዝበለጸ ምዝርራብ
  • ምርካብ ን ስራሕ ኣብ ዕድላት ኣብ ዘለዎ ስራሕ
  • ኣኣድላዪ ምስ ዝኸውን DCL (ዲፕሎማ ክእለት ቋንቋ) ምሕላፍን ደረጃ A2 ምጽዳቕን።
ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ ኣብዚ ንምስታፍ ግድን ክህሉ ዘለዎ፤
- ምብጻሕ ናይ ምዝራብ ፈረንሳ A1 ደረጃ
- ምህላው ኣህጉራዊ ሓለዋ ክህልዎ: ስደተኛ: ንኡስ ሓለዋ: ሃገር ኣልባ ምዃን
- ምፍራም ወይ ድማ ኣብ ፈረንሳ ን5 ዓመት ዘይመልእ መንበሪ ፍቓድ ሒዞም ክኾኑን ኣብ OFII CIR (ውዕል ውህደት ሪፓብሊክ) ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምኽኣል ምልላይ ንነብስኻ
  • ምኽኣል ቀሊል ሕቶ ምርዳእ
  • ምሃብ ብቓልን ብጽሑፍን ቀሊል መልሲ ።
  • መዓልትታዊ ውዱብ ዝኾነ ስራሕ
  • ምምላኽ ኣጠቓቕማምዝዋር: ብህዝባዊ መጓዓዝያ...ወዘተ
  • ኮያ ሕብረተሰብ ፈረንሳ ምርዳእ፡ ክብርታቱ፡ ዜጋ ምዃን ክሳዕ ምብቃዕ ወዘተ...

  • ምርካብ ኣብ ሓደ ትካል ኣወዳድባ ስራሕ
  • ምኽእል ምትግባር ንሓደ መምርሒ
  • ምኣል ቀለልቲ ሕቶታት ሕተቱ
  • ምኽኣል ሓጺር መልእኽቲ ምጽሓፍ
  • ከምኡውን ብግዛእ ርእስኹም ምምላእ ምምሕዳራዊ ሰነድ: ቅጥዒ...

  • ምኽኣል መሰረታዊ ሕጊ ዕዮ ኣብ ፈረንሳ
  • ምብጻሕ ኣብ ዝተፈላለዩ ትካላት
  • ምድላይ ኣብ ቀረባኻ ስራሕ
  • ምኽኣል ምስ ሰብ ሞያ ምዘራረብ።

ከመይ ንገብሮ?

Lieu d'accueil

Chargement de la carte...

8 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

xavidumxavidumምምሕዳር
greta-cfa du maine - lavalgreta-cfa du maine - lavalኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
gitorogitoroተርጓሚ/ሚት
sabrina_fleursabrina_fleurተርጓሚ/ሚት
charifeh aldabaghcharifeh aldabaghተርጓሚ/ሚት
diplosamdiplosamተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት

Liens utiles