ምስ Intégration et accès à la nationalité française - BOP 104 - ምብጻሕ ኣብ ደረጃ A2 ብ ቋንቋ ፈረንሳ - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምብጻሕ ኣብ ደረጃ A2 ብ ቋንቋ ፈረንሳ

ምስ ምስ Intégration et accès à la nationalité française - BOP 104

ኣዳላዊ GRETA - CFA Loire-Atlantique ኣቐድዲሙ ዝነበረ 15 днів тому

እዚ መደብ እዚ ኣብ 3 ቂ መዓልታት ዝወስድ መደብ ን፤

  • ምኻኣል ምርድዳእ ኣብ መዓልታዊ ህይወትኩም ከምኡውን ኣብ ስራሕኩምን ዝሕግዝ ብቋንቋ ፈረንሳ ብዝበለጸ
  • ምኻኣል ምርካብ ኣብ ጥቓ ዕድላት ኣብ ዘለዎ ስራሕ
  • ምጽዳቕ DCL (ዲፕሎማ ክእለት ቋንቋ) ምሕላፍን ደረጃ A2
ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ ንምስታፍ ግድን፤
- ምብጻሕ ደረጃ A1 ናይ ምዝራብ ፈረንሳ ንኽህልወኩም ምኽኣል ።
- ውረቐት ኣህጉራዊ ሓለዋ ክህልዎ: ስደተኛ: ንኡስ ሓለዋ: ሃገር ኣልቦ ሰብ ምዃን
- እዚ እንተዘይኮይኑ ድማ ወይ ድማ ኣብ ፈረንሳ ን5 ዓመት ዘይመልእ መንበሪ ፍቓድ ሒዞም ክኾኑን ኣብ OFII CIR (ውዕል ውህደት ሪፓብሊክ) ዝፈረምኩም ምዃን።
እዚ መደብ እዚ ንተጠቀምቲ ግዝያዊ ሓለዋ ሕጋዊ ግዝያዊ መንበሪ ፍቓድ ንዘለዎም እውን ክፉት ምዃኑ ምፍላጥ ኣገዳሲ እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምኣል ምልላይ ንነብስኹም
  • ምእንቲ ምርድዳእ ቀሊል ሕቶ
  • ምሃብ ብቓልን ብጽሑፍን ቀሊል መልሲ
  • ምውዳብ ድ መዓልትትኹ ምምውዳብ ክትክእሉ
  • ብግቡእ ምዝዋር: ብህዝባዊ መጓዓዝያ...
  • ምኻኣል ሕብረተሰብ ፈረንሳ ምርዳእ፡ ክብርታቱ፡ ዜጋ ምዃን...

  • ምፍላጥ ኣብ ሓደ ትካል ኣወዳድባ ስራሕ
  • ንምምርድዳእ ንሓደ መምርሒ
  • ምኽኣል ምሕታት ቀለልቲ ሕቶታት
  • ምኽኣል ሓጺር መልእኽቲ ጽሓፉ
  • ብግቡእ ምምላእ ምምሕዳራዊ ሰነድ: ቅጥዒ...

  • ምኽኣል መሰረታዊ ሕጊ ዕዮ ኣብ ፈረንሳ
  • ዝተፋላለዩ ምብጻሕ ትካላት
  • ምርካብ ኣብ ቀረባኻ ስራሕ ድለ
  • ምስ ሰብ ሞያ ተዘራረብ።

ከመይ ንገብሮ?

Passer la carte

Lieu d'accueil

Chargement de la carte...

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • greta-cfa 44 - châteaubriantኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • gitoroተርጓሚ/ሚት
  • charifeh aldabaghተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • gcfa44ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles