ምምሃር ንስራሕ ንምርካብ ዝጠቅም ቋንቋ ፈረንሳ
ምስ ምስ Français pour l'Autonomie et l'Emploi - Les métiers de la propreté
ኣዳላዊ DéFiforma ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 місяці томуናይ 3 ወርሒ ስልጠና ኮርስ ንኣዞም ዝስዕቡ ነገራት፤
- ምርኣይ ምዕባለ ኣብ ቋንቋ ፈረንሳ
- ንምፍላጡ ዘገድስ ስነ-ቓላት ስራሕን መዓልታዊ ህይወትን
- ምርዳእ ሕብረተሰብ ናይ ፈረንሳ ።
- ምርካብ ብዝበለጸ ንምውህሃድን ምርካብ ንዜግነት ናይ ፈረንሳ ።
- ምእንቲ ሞያዊ ፕሮጀክትኹም ንምህናጽን ሞያታት ኢንዱስትሪ ጽሬት እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
5, Avenue de l'Europe, 25400 Arbouans, France
07 57 58 91 90
defiforma@ensemblier-defi.fr
Chargement de la carte...
ፈረንሳይ
ስራሕ
ቤት ጽሕፈታት
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
ንባህሊ እንዳዳህሰስካ ፍልጠት ቅሰም፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ጉዳያተይ ንምስላጥ ሓገዝ ምርካብ፣
9 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
défiformaኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
gitoroተርጓሚ/ሚት
rama anzouተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት