Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ክስማዕን ስነ-ኣእምሮኣዊ ደገፍ ን ሕውየት

ምስ ምስ Santé Mentale et Exil - BOP 104

ኣዳላዊ École des Parents et des Éducateurs du Calvados ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 місяці тому

ምስምማዕ ብዛዕባ ናይ ስደት ተመኩሮኻ፡ ምስ ዝህልወካ ጸገማት፡ ክትዛረበሉ እትኽእል ናይ ዘተን ቦታ፤

  • ጉጅለታት ኣብ ስደት ንዝርከቡ ሰባት ዝድግፉ
  • መምርሓን ውልቃዊ ምምኽኻር ምስ ክኢላ ስነ-ኣእምሮ፡ ምርካብ
  • መጽናዕታት ስምዒታትካ ንምግላጽ ናይ ስነ-ጥበብ ፍወሳ ዓውደ

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምስታፍ ምስ ሓያሎ ተመሳሳሊ ተመኩሮ ዘለዎም ሰባት ኣብ ናይ ደገፍን ዘተን ጉጅለታት ምስታፍ
  • ምግላጽ ብዛዕባ ኩሎም ኣርእስታት ብናጽነትን ብዘይ ስግኣትን ተዛረብ: ስንባደ: ጸገማት...
  • በይንኹም ንዘይምዃን ...

  • ክትቅበል ምኽኣ ክስማዕ፡ ምኽሪ
  • ምፍላጥ ስሩዕ ናይ ጉጅለን ውልቃውን ምክትታል ኣብ ውሽጢ ሓያሎ ሰሙናት
  • ምኽባር ኣድላዪ እንተኾይኑ ምስ ክኢላ ስነ-ኣእምሮ ብውልቂ
  • ምእታው ቋንቋ ኣደን ባህልን ኣብ ግምት
ምፍላጡ ዘገድስ ቋንቋ ፈረንሳ ጽቡቕ ጌርኩም ዘይትዛረብ እንተ ዄንኩም ፡ ንርእስኻ ንኽትርዳእ ብቛንቋኻ ናይ ሞያዊ ተርጓሚ ሓገዝ ክትረክብ ትኽእል ኢኻ። ኣብ እዋን ምምኽኻር ክትብሎ እትደሊ ክትርጉሙ ክኽእሉ እዮም።
  • ምኽኣል ስምዒታትኩም ምስ ናይ ስነ-ጥበብ ፍወሳ ዓውደ መጽናዕትታት ኣካፍሉ: ስእሊ: ...

  • ምርዳእ ስነ-ኣእምሮኣዊ ጸገማትካ፡ ድሌታትኩም
  • ምሕዋይ ኣድላዪ እንተኾይኑ ሕክምና ጀምር እሞ

ከመይ ንገብሮ?

Lieu d'accueil

23 rue Anton Tchekhov, 14123 Ifs, France

02 31 38 83 83

contact@epe14.fr

Chargement de la carte...

9 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • epe du calvadosኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • tlbtlnተርጓሚ/ሚት
  • ali.abo-tahaተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት

Liens utiles