ምኽፋል ኣብ መንጎ ወለዲ ምዝታይን ተመኩሮታት
ምስ ምስ Café des parents d'ici et d'ailleurs - BOP 104
ኣዳላዊ École des Parents et des Éducateurs du Calvados ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 місяці томуምሓዝ ንዝተሰደዱ ወለዲ ክፉት ዝኾነ ናይ ምስማዕን ምክፋልን ቦታ፣
- ምሕታት ፣ ወይ ምጥላብ ኣኼባታት ብዛዕባ ትምህርቲ፡ ጸገማቱ ንምዝርራብን
- ምፋጥ ንህይወት ፈረንሳ ብዝበለጸ ንምርዳእ ዝግበር ደገፍ፡ ከምኡ’ውን ብዛዕባ ዘሎ ሓገዝን ኣገልግሎታትን
- ምርካብ ኣብ ትምህርታዊ ኵነታት ምስ ክኢላ ስነ-ኣእምሮን ኣሰልጣንን ፈረንሳ ክትመሃርን ክትለማመድን ዕድል
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Route d'Harcourt, 14123 Fleury-sur-Orne, France
02 31 38 83 83
contact@epe14.fr
Chargement de la carte...
ስድራ-ቤት
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ፈረንሳይ
ምኽሪን ን ወለዲ
ምልላይ ምስ ሓደሽታት ሰባት፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
ካብ ናይ ስምልጠና ቦታ ወጻኢ ኣብ ቴሌፎንን ምስ ሰባትን ልምምድ ግበር፣
9 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
epe du calvadosኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
niknameተርጓሚ/ሚት
tlbtlnተርጓሚ/ሚት
ali.abo-tahaተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት