Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃርን ርእሰ ተኣማማንነት ቋንቋ ፈረንሳ

ምስ ምስ Ateliers de français - BOP 104

ኣዳላዊ École des Parents et des Éducateurs du Calvados ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 місяці тому

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ንምምሃርን ንምልምማድን ዝሕግዝ መደብ ምስ፤

  • ሓዘግቲ ኣብ ሞያዊ ኩነታትኩም ከመይ ጌርኩም ትዛረቡን ትጽሕፉን ንምምሃር ዝሕግዙ ኮርሳት ምስታፍ
  • ምምዳብ ኣብ ሓደ ትካል ወይ ማእከል ስልጠና ልምምድ ምግባር፡ ወይ ናይ ወለንተኛ
  • ምክያድ ካብ ስራሕ ልምምድ ንዝመጽእ ርእይቶ ንምርካብ ዓውደ
  • ምምዝጋብ
ምፍላጡ ዘገድስ፣ መዝገብ ምዝገባ ሞያዊ ተመኩሮታኩም ንምጽሓፍ ንምዕቃብን ዝሕግዝ ሰነድ ወይ ሰነድ እዩ።
ጽሑፋት፡ ስእልታት፡ ቅዳሓት ወዘተ...

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምምሃር ሞያዊ ስነ-ቓላት
  • ምምሕያሽ ናይ ምዝራብን ምጽሓፍን ክእለትኩም
  • ምኽኣል ምስ መሳርሕትኻ፣ ኣካየድቲ ዝሓሸ ምርድዳእን ...

  • ምስትውዓል ነቲ ዝተማህረ ፍልጠት ኣብ ግብሪ
  • ምኽባር ናይ ስራሕ ቦታ ኮዳት ምርዳእ: ሕግታትን ልምድታትን
  • ምርግጋጽ መደብ ሞያኻ (እንታይ ስራሕ ከም ዘገድሰካ፡ ኣበይ ክትሰርሕ ከም እትደሊ...)።

  • ምክያድ ተመኩሮ ኣስተብህል እሞ ምዕባለታት
  • ምፋጥ ሓይሊ ድኽመትኩም ፍለጡ
  • ምርኣይ ኣብ ፕሮጀክትካ ዝሓሸ ምዕባለ
  • ምትንታን መዝገብ ምዝገባ ተጠቐም እሞ ትሕዝቶኡ

ከመይ ንገብሮ?

Lieu d'accueil

23 rue Anton Tchekhov, 14123 Ifs, France

02 31 99 10 08

contact@epe14.fr

Chargement de la carte...

9 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • epe du calvadosኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • gitoroተርጓሚ/ሚት
  • ali.abo-tahaተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት

Liens utiles