Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃር ንስራሕ ዝኸውን ቋንቋ ፈረንሳ ተ

ምስ ምስ Cours de français professionnel

ኣዳላዊ Centre social et culturel Victor Schoelcher ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 місяці тому

እዚ ኣብ ሰሙን 9 ሰዓታት ትምህርቲ ን፣

  • ምምሕያሽ ናይ ምዝራብን ጽሑፍን ቋንቋ ፈረንሳ
  • ምርዳእ ንዓለም ስራሕ ፈረንሳ ብዝበለጸ እዩ።
  • ምዃን ኣብ ምድላይ ስራሕካ ናጻ
  • ምርካብ ምስራሕ ስራሕ

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምምሕያሽ ኣፋውን ጽሑፋውን ርክብ ምግባር
  • ምኽኣል ኣብ ስራሕ ምድላይካ ርእሰ ዝምርኮሳ
  • ምውህሃድ ኣብ ናይ ስራሕ ብቐሊሉን ብጉእን

  • ምርድዳእ መሰረታዊ ሕጊ ዕዮ ኣብ ፈረንሳ
  • ምህላው ናይ ኩባንያ ኮዳት ምርዳእ፡ ባህሊ፡ ሕግታትን ልምድታትን ከተኽብሮ ምኽኣል

  • ምሕጋዝ ሲቪን ናይ መሸፈኒ ደብዳቤን ኣብ ምፍጣር
  • ምክያድ ዑደት ኩባንያታት
  • ምድላው ንናይ ስራሕ ቃለ መሕትት

ከመይ ንገብሮ?

ምፍላጡ ዘገድስ ምጅማር ቅድሚ እቲ ስልጠና ምጅማርና፤
- ምድላው ውልቃዊ ቃለ መሕትት።
- ገምጋም ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ።

Lieu d'accueil

56, Rue du Rieth, 67300 Strasbourg, France

03 88 77 76 75

formationlinguistique@csc-schoelcher.fr

Chargement de la carte...

10 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • csc-schoelcherኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • ali.abo-tahaተርጓሚ/ሚት
  • tlbtlnተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • gitoroተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት

Liens utiles