ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ
ምስ ምስ Objectif A2 - Suite parcours OFII
ኣዳላዊ Espaces Formation ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 місяці томуእዚ ኣብ ሰሙን 3 ፍርቂ መዓልቲ ትምህርቲ ን ኣብ እዞም ዝስዕቡ ነገራት ፤
- ናይ ምዝራብን ጽሑፍን ቋንቋ ፈረንሳ ኣመሓይሹ
- ምብጻሕ ናብ ደረጃ A2
ኣብዚ ንምስታፍ ግድን፤
- ምህላው ኣብ ምዝራብን ምጽሓፍን ደረጃ A1
- ምህላው ናይ ፈረንሳ ደረጃ A1 ወግዓዊ ምስክር ወረቐት
- ኣህጉራዊ ሓለዋ ክህልዎኩም፣ ስደተኛ: ንኡስ ሓለዋ: ሃገር ዘይብሉ ሰብ
- ምህላው ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ
- ምፍራም ኣብ OFII ናይ ፈረንሳ ኮርስ ወሲዶም ቅድሚ 5 ዓመት ኣብ ዘይመልእ ግዜ ውዕል ውህደት ሪፓብሊካን (CIR)
ኮርሳት ካብ ዕለት 02/12/2025 ክሳብ ዕለት 23/04/2026 ሰሉስ፣ ሓሙስን ዓርብን ካብ ሰዓት 9 ንግሆ ክሳብ ሰዓት 12፡30 ድሕሪ ቀትሪ ይካየድ ።

ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
1, rue de la Petite Reine, 44100 Nantes, France
accueil@espaces-formation.com
Chargement de la carte...
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
myriam-espaces formationኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
agnèsተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
sekaf1982ተርጓሚ/ሚት
gitoroተርጓሚ/ሚት
ali.abo-tahaተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት