Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ብስፖርት ኣቢልኩም

ምስ ምስ L'Espace Temps FJT

ኣዳላዊ L'Espace Temps FJT ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 місяці тому

እዚ ናይ 5 ኣዋርሕ ዝጸንሕ ልምምድ ምስ ትምህርቲ ፈረንሳን ስፖርትን ን ዘጣመረ፤ ኣብእዘን ዝስዕባ ነገራት እውን ዘተኮረ እዩ

  • ምዝውታር ስፖርታዊ ንጥፈታት ምርካብን ምግባርን።
  • ብእኡ ኣቢልካ ምስ ሓደስቲ ሰባት ምርኻብ ክትክእሉ
  • ንብዝበለጸ ምዝርራብን ርእሰ ተኣማንነት ምጥራይን ዘኽእሉ መደባት ምስታፍ ።
  • እዚ ምግባር ብዝተፈለየን ብቐሊሉን ክትመሃሩ ትኽእሉ ኢኹም።
ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ ንምስታፍ ግድን፤
- ምህላው ወረቕት ናይ ስደተኛ፡ ወይ ተጠቃሚ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ፡ ወይ ሃገር ዘይብሎም ሰባት ዝብል
- ወይ ድማ መንበሪ ፍቓድ ሒዞም ኣብ ፈረንሳ ን5 ዓመት ዘይመልእ ዝጸንሑ ሰባት
- ብተወሳኺ ድማ ኣብ OFII CIR (ውዕል ውህደት ሪፓብሊካን) ምፍራም።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምኽኣል ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ደረጃኹም ኣመሓይሽኩል ቀልጢፍኩም ምዕባለ ምርኣይ
  • ከምኡውን ጽቡቕ ግዜ ኣሕልፉን ክትዘናግዑን ዝሕግዝ መደብ እዩ ።

  • ብሳላ እዚ መደብ እዚ ምስ ካልኦት ሰባት ብቐሊሉ ምዝርራብ ትኽእሉ
  • ኣድላዩ መምርሒ ሃቡ፣ ሕቶታት ሕተቱ፣ ግብረ መልሲ ምሃብ ክትክእሉ።
  • ምኽኣል ኣብ ሓቀኛ ኩነታት ምዝራብ ምግላጽን ክትክእሉ ።

  • ምፍላጥ ስነ-ቓላት ኣካላት ወዲ ሰብ ዝገልጹ
  • ኣብ ጉዕዞን ምንቕስቓስን ምዝዋርን መንገድኹም ንምርካብን ዝሕግዝ ቃላት ምዝውታት
  • ከምኡውን ቀልጢፍኩም ቋንቋ ተማሃሩን ፈረንሳ ተለማመዱን

ከመይ ንገብሮ?

ምእንቲ ነዚ ስልጠና ክገብሩ ክትክእሉ ንሓደ በዓል ሞያ (ማሕበራዊ ሰራሕተኛ፣ ኣማኻሪ ትራቫይል ፈረንሳ፣ ወኪል ተልእኾ ከባቢ ወዘተ) ሕተቶ ወይ ድማ ብቐጥታ ን ርኸቡና

Lieu d'accueil

10 rue Alexandre Trauner, 50130 Cherbourg-en-Cotentin, France

02 33 78 19 70

formation@fjt-espacetemps.fr

Chargement de la carte...

9 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • sergefjtኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • gitoroተርጓሚ/ሚት
  • charifeh aldabaghተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት

Liens utiles