ምኽኣል ብፈረንሳ ክትዘራረቡ
ምስ ምስ Atelier de conversation à La Guérinière
ኣዳላዊ Centre socio-culturel de la Guérinière ኣቐድዲሙ ዝነበረ місяць томуእቲ ዝተፈላለዩ ኣርእስታት ብቋንቋ ፈረንሳ ንምዝታይ፡ ነቲ ባህሊ ብዝበለጸ ንምርዳእን ነቲ ከባቢ ንምፍላጥን ዝዓለመ ዓውደ መጽናዕትታት ተሳተፉ።
እምበኣርከስ፣ እዞም ዓውደ መጽናዕትታት ብወለንተኛታት ብንኣሽቱ ጉጅለታት ዝዳለዉ ምዃኖም ምፍላጡ ኣይከፍእን።
ምፍላጡ ዘገድስ እንተደኣ ኣብዞም ዓውደ መጽናዕትታት ንምስታፍ ግድን ክማልኡ ዘለዎን ነገራት እዞም ዝስዕቡ እዮም፤
- ምህላው መሰረታዊ ሓበሬታ ንምርዳእ ዝተሓተ ደረጃ ፈረንሳ A1 ደረጃ
- ከምኡውን ን9 ኣዋርሕ ዝጸንሕ ኣብ ሰሙን 2 ሰዓታት ክህሉ (ንሕክምና ህጻናት፡ ንስራሕ... መፍትሒ ትደልዩ ...)
- ከምኡውን ኣብ ቀረባኻ ንዘሎ በዓል ሞያ ክምዝግበካ ሕተት (CADA, leisure centre, daycare centre, house of solidarity, association, Mission locale, CAF, Cravate solidaire, GRETA...)።

እዚ ከከም ዘለኹሞ፣ ደረጃ ኣብ ሰሙን ኣብ 1 ዓውደ መጽናዕቲ ክትሳተፍ ትኽእል ኢኹም፤
- ነፍሲ ወከፍ ሰኑይ ሶኒ ካብ ሰዓት 2 ክሳብ ሰዓት 4 ድሕሪ ቀትሪ
- ነፍሲ ወከፍ ሰሉስ ካብ ሰዓት 9፡30 ቅ.ቀ ክሳብ ሰዓት 11፡30 ቅ.ቀ.
- ነስፍ ወከፍ ሓሙስ ካብ ሰዓት 9፡30 ቅ.ቀ ክሳብ ሰዓት 11፡30 ቅ.ቀ.
- ነፍሲወከፍ ዓርቢ ካብ ሰዓት 10 ክሳብ ሰዓት 11፡30 ንግሆ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
2 Boulevard de l'Espérance, 14000 Caen
02 31 52 59 00
thierry.saint-raymond@cafcaen.cnafmail.fr
Chargement de la carte...
ፈረንሳይ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ካብ ናይ ስምልጠና ቦታ ወጻኢ ኣብ ቴሌፎንን ምስ ሰባትን ልምምድ ግበር፣
ዝነብረሉ ከተማን ዞባን ምፍላጥ፣
ምልላይ ምስ ሓደሽታት ሰባት፣
10 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
thierry14ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
gitoroተርጓሚ/ሚት
hlftyተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
h3nrushተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት