ምስ SAS Employabilité - ንምሕላፍ ፈተና ቋንቋ ፈረንሳ ትምህርቲ ን DELF ዲፕሎማ - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ንምሕላፍ ፈተና ቋንቋ ፈረንሳ ትምህርቲ ን DELF ዲፕሎማ

ምስ ምስ SAS Employabilité

ኣዳላዊ Espace Pédagogie Formation France (EPFF) , Préfecture des Bouches-du-Rhôneኣቐድዲሙ ዝነበረ день тому

እዚ ናይ 120 ሰዓታት ስልጠና ን፤

  • ፈለማ ምዕባለ ብቋንቋ ፈረንሳ (ጽሑፍ/ኣፋዊ)
  • ከምኡውን ኣብ መዓልታዊን ሞያውን ኩነታት ምዝራብ
  • ምርካብ ስልጠና ወይ ስራሕ ብሳላ ምልከት ቋንቋ
  • ምውሳድ ፈተና DELF A1, A2, B1, B2 ምድላዋቱን ።
ኣብዚ ንምስታፍ ግድን ክማልኡ ዘለዎም ነገራት፤
- ወረቐት ናይ ስደተኛ፣ ወይ ተጠቃሚ ንኡስ ሓለዋ ወይ ሃገር ኣልቦ ምዃንን
- ብዘይካ እዚ ወይ ድማ መንበሪ ፍቓድ ሒዞም ኣብ ፈረንሳ ን5 ዓመት ዘይመልእ ዝጸንሑ
- ን ኣገባባብት ኣብ OFII CIR (ውዕል ውህደት ሪፓብሊካን) ፈሪሞም ዝተሰማምዑ።
- ሓደ ናይ ናይ ሞያዊ ውህደት ፕሮጀክት ክህልዎም እዩ።
- ስራሕ ንምድላው ድሉዋት ዝኾኑን።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ንምህላው መሰረታዊ ፍልጠት (ንባብ፡ ምጽሓፍ) ምሕያሉን
  • ኣብ ንመዓልታዊ ንጥፈትን ሞያውን ህይወት ዝኸውን ሓደስቲ ቃላት ምምሃር
  • ብዝበለጸ ብኣፋውን ብጽሑፍን ምዝርራብን ርዳእን ምጥራይ ዝዓለመ እዩ።
  • ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ን መዓልታዊ ህይወት ከምኡ ውን ን ሞያዊ ስራሕ ምድላይ ዝኸውን

  • ምኽኣል ሲቪን መሸፈኒ ደብዳቤን ከመይ ጌርኩምከም እትጽፉንምምሃር ምኽኣልናይ ሓደ ሰብ ሞያዊ ኩነታትን ጥንካረታትን ብድሆታትን ምግምጋም
  • መደብ ሞያኻ ምንጻር ወይ ምርግጋጽ
  • ከመይ ጌርካ ስራሕ ትሃድን ተማሃር: ዕዳጋ ስራሕ ምርዳእ: ዝተፈላለዩ ሞያታት ምድህሳስ: ዲጂታላዊ ኣገልግሎታት ፈረንሳ ትራቫይል ምጥቃም: ከምኡውን ሲቪ ምፍጣር
  • ስራሕ ንምርካብ ዝውሰድ ስጉምትታት ምርዳእ።

ብናጽነት ኣብ መወዳእታ ስልጠና ድማ DELF A1, A2, B1, B2 ብነጻ ምውሳድ ይከኣል ።

ምፍላጡ ዘገድስ DELF ንወረቐታዊ ስራሕን ኣብ ስራሕ ዘለካ ደረጃ ፈረንሳ ንምርግጋጽን ጠቓሚ ዲፕሎማ ምዃኑ ምፍላጥ።

ከመይ ንገብሮ?

ምፍላጡ ዘገድስ ንደሓን ምጹ ( እንተወሓደ) 15 መዓልታት ናይ ሓባራዊ ዝልጠና ንምርካብ
Passer la carte

Lieu d'accueil

  • 21 rue Roux de Brignoles, 13006 Marseille
  • 04 91 37 33 24
  • accueil@epff.eu
Chargement de la carte...

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • epff13ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • gitoroተርጓሚ/ሚት
  • charifeh aldabaghተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • epffኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles