ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ወሲድኩም ንDELF ፈተና ተለዉ
ምስ ምስ Ateliers pour le français et les démarches
ኣዳላዊ Maison Intercommunale de l'Insertion et de l'Emploi à Torcy (m2ie) ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 місяці томуምርካብ ናይ 3 ኣዋርሕ ናይ ደገፍ መደብ ምስ እዞም ዝስዕቡ ነገራት ፣
- ቋንቋ ትምህርቲ ፈረንሳ
- ምኽኣል ንፈተና DELF (ዲፕሎማ ትምህርቲ ብቋንቋ ፈረንሳ) ምድላው ክትክእሉ
- ምርካብ ሓገዝ ኣብ ምምሕዳራዊ ኣገባባት
እዚ ትምህርቲ ትምህርቲ ኣብ ሰኑይ፡ ሓሙስን ዓርብን እዩ
ኣብ ምሉእ ዓመት 2 ስልጠናታት ኣለዉ፡ እዚ ድማ ካብ ለካቲት ክሳብ ግንቦት ከምኡ’ውን ካብ መስከረም ክሳብ ታሕሳስ፡ ምስ መጸበዪ ዝርዝር።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
1 bis Promenade du Belvédère, Pôle commercial Bay 1, Torcy, Seine-et-Marne, France métropolitaine, 77200, France
01 64 62 22 49
accueilm2ie@m2ievm.com
Chargement de la carte...
ፈረንሳይ
ቤት ጽሕፈታት
ስራሕ
ወግዓዊ ዲፕሎማ አርክብ ፈተና ንምሕላፍ
ስልጠናታት ውሰድ፣
ጉዳያተይ ንምስላጥ ሓገዝ ምርካብ፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
10 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
vlodja-m2ieኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
charifeh aldabaghተርጓሚ/ሚት
tlbtlnተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
gitoroተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት