ምምሃር ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ፣ ምዝራብ: ምንባብ: ምጽሓፍ ዘጠቓለለ
ምስ ምስ La Croix-Rouge
ኣዳላዊ La Croix-Rouge ኣቐድዲሙ ዝነበረ 4 місяці томуእዚ ናይ ፈረንሳ ትምህርቲ ምስ ወለንተኛታት ዝወሃብ ኮይኑ ን ኣብዞም ዝሶቡ ነገራት ተጠቓኣል ፤
- ምኽኣል ምዝራብን ምንባብን ምጽሓፍን ተማሃር
- ምእንቲ ምስ ካልኦት ዕላል ምክታታ ክትክእሉን ንነብስኹም ክትገልጹን ንምኽኣል ዝዓለመ
- ኣብ መዕእልታዊ ንጥፈታትኩም ብዝበለጸ ምዝርራብን መዓልታዊ ዝያዳ ናጻ ምዃንን ክትክእሉ።
ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ፣ ኣብ ሰሙን ክልተ ክፍልታት ኣለዉ፡ ረቡዕን ሓሙስን ካብ ሰዓት 14 ክሳብ ሰዓት 16 ድ.ቀ.
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
17 rue du Général Barbot, 62000 Arras, Pas-de-Calais, Hauts-de-France, France métropolitaine
03 21 71 14 47
ul.arras@croix-rouge.fr
Chargement de la carte...
9 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
cuaኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
bluebellተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
nouተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት