ምርኣይ ምዕባለ ቋንቋ ብቋንቋ ፈረንሳ
ምስ ምስ Formacoop
ኣዳላዊ L. P. FORMATION - FORMACOOP ኣቐድዲሙ ዝነበረ 3 місяці томуምእንቲ ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ክሳብ A2 ንምምሕያሽ ኣብ ሰሙን 2 መዓልታት ኮርስ ፈረንሳ።
እዚ ኣብ ሰሙን ን ክልተ እዋን ትምህርቲ ሰሉስን ሓሙስን፡ ካብ 7 ጥቅምቲ ክሳብ 4 ታሕሳስ 2025 ይካየድ እዩ።
ምፍላጡ ኣዝዩ ዘገድስ ነዚ ስልጠና ንምፍጻም ግድን፤
- ኣብ ፈረንሳ ካብ ዝጸንሑ 5 ዓመት ዘይመልእ እዩ።
- መንበሪ ፍቓድ ወይ ቅብሊት ክህልዎም እዩ።
- ኣብ ፈረንሳ ካብ ዝጸንሑ 5 ዓመት ዘይመልእ እዩ።
- መንበሪ ፍቓድ ወይ ቅብሊት ክህልዎም እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
laurence pኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
gitoroተርጓሚ/ሚት
nouተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
irvineተርጓሚ/ሚት
hadjer loumaniተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት